ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ምንዝርና

ምንዝርና

ንውርምና፣ ርኽሰት፣ ዝሙት

ዘጸ 20:13-17፣ ማር 7:21-23፣ 1ቈረ 6:9, 10, 18፣ ገላ 5:19, 21፣ ኤፌ 5:5፣ 1ጴጥ 4:3

ዘሌ 20:10፣ ምሳ 6:32፣ ሮሜ 13:13፣ ኤፌ 4:19፣ 5:3፣ 2ጴጥ 2:2, 7, 8, 18, 19 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዘፍ 39:7-12—ሰበይቲ ጶጢፋር ንዮሴፍ ንምስሓት ብተደጋጋሚ እኳ እንተ ፈተነት፡ ንሱ ግና ኣበያ

    • 2ሳሙ 12:7-14—ንጉስ ዳዊት ምስ ባትሴባ ዝፈጸሞ ዝሙት፡ ኣብ ስድራ ቤቱ ንዓመታት ዝቐጸለ ሽግርን መከራን ኣስዓበሉ