ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ቅንኢ

ቅንኢ

ዘይግቡእ ቅንኢ

ምሳ 14:30፣ 1ቈረ 13:4

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዘፍ 4:3-8—ቃየል ንኣቤል ቀንኣሉ፣ ቅንኡ ናብ ጽልኢ ስለ ዝዓበየ ድማ፡ ንሓዉ ቐተሎ

    • ዘፍ 37:9-11—ኣሕዋት ዮሴፍ ንሓዎም ቀንኡሉ

    • 1ሳሙ 18:6-9—ንጉስ ሳኦል ንዳዊት ስለ ዝቐንኣሉ፡ ጠርጠሮ

ቅንኢ፣ ምንቀኝነት

ምእንቲ ኸይንቐንእ፡ እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧