ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሓጐስ

ሓጐስ

የሆዋ ሕጉስ ምዃኑ ብኸመይ ይርአ፧

እንታይ ዜሐጕስ ምኽንያታት ኣሎና፧

መዝ 100:2፣ መክ 8:15፣ ኢሳ 65:14, 18፣ ፊል 4:1, 4

መዝ 64:10፣ ኢሳ 61:10፣ ማቴ 5:11, 12 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • መዝ 16:7-9, 11—ዳዊት እቲ ዘማሪ ኻብቲ ምስ የሆዋ ዝነበሮ ቕርርብ ብዙሕ ሓጐስ ረኸበ

    • እብ 12:1-3—ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ተስፋ እንተ ኣልዩና፡ ኣብ ኣጸጋሚ እዋን እኳ፡ ከም የሱስ ሓጐስ ክንረክብ ከም እንኽእል ገለጸ