ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሰላም

ሰላም

የሆዋ ፈታው ሰላም ከም ዝዀነ ዜርኢ እንታይ እዩ፧

ከመይ ጌርና ኢና ዝያዳ ሰላም ክንረክብ እንኽእል፧

መዝ 119:165፣ ኢሳ 48:17, 18፣ ሮሜ 12:17-21፣ ፊል 4:6-9

ዮሃ 16:33፣ ኤፌ 6:14, 15፣ ቈሎ 3:15 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዘፍ 32:9-21፣ 33:1-4—ያእቆብ ምስ ሓዉ ኤሳው ንምትዕራቕ ብዙሕ ጸዓረ

    • ማቴ 5:23-26—የሱስ፡ ሰላም ምግባር ዘለዎ ኣገዳስነትን ጥቕምን ገለጸ