ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ትዕቢት

ትዕቢት

ትዕቢት፣ ትምክሕቲ

መዝ 138:6፣ ምሳ 16:5, 18፣ ያእ 4:6, 16

ምሳ 21:4 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ኣስ 5:9-14፣ 7:9, 10—ሃማን ብትዕቢት ስለ እተነፍሐ፡ ማርዶካይ ንዕኡ ምስጋድ ብምእባዩ ሕማቕ ተሰምዖ፣ ኣብ መወዳእታኡ ድማ ትዕቢቱ ናብ ሞቱ መርሖ

    • ህዝ 28:11-15, 17, 19—ንጉስ ጢሮስ ብሃብቱን ብብርታዐኡን ተዓበየ፣ እዚ ድማ ናብ ጥፍኣቱ መርሖ