ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሚዛናውነት

ሚዛናውነት

ክርስትያናት ሚዛናውያን ኪዀኑ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧

ፊል 4:5፣ ቲቶ 3:2፣ ያእ 3:17

1ጢሞ 3:2, 3 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ዘፍ 18:23-33—የሆዋ ንኣብርሃም፡ ብዛዕባ ጥፍኣት ሶዶምን ጎሞራን ሕቶታት ኪሓትቶ ብትዕግስቲ ፈቐደሉ

    • ዘፍ 19:16-22, 30—የሆዋ ሚዛናዊ ብምዃኑ፡ ነቲ ሎጥ ኣብ ክንዲ ናብ ኣኽራን፡ ናብ ጾዓር ኪሃድም ዘቕረበሉ ልማኖ ተቐበሎ

    • ማቴ 15:21-28—የሱስ ንሓንቲ ፍልይ ዝበለ እምነት ዝነበራ ፊንቄኣዊት ሰበይቲ ኸምቲ ልማኖኣ ብምግባር፡ ሚዛናዊ ምዃኑ ኣርኣየ