ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መዘናግዒ

መዘናግዒ

ክርስትያናት ብእተወሰነ ኺዛነዩን ኪዘናግዑንሲ ግቡእ ድዩ፧

መክ 2:24፣ 3:12, 13፣ 4:6

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ማር 6:31, 32—የሱስ ብስራሕ ትሑዝ እኳ እንተ ነበረ፡ ደቀ መዛሙርቱ ናብ ዜዕርፉሉ ቦታ ኪኸዱ ሓሳብ ኣቕረበሎም

መዘናግዒ ነቲ ንመንፈሳዊ ንጥፈታትና ዝሓሰብናዮ ግዜ ምእንቲ ኸየጻብቦ፡ እንታይ ስርዓታት ኪሕግዘና ይኽእል፧

ብዕሉግ ነገራት ካብ ዜተባብዕ መዘናግዒ ኽንርሕቕ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧

ሕሰም ወይ ሓያል ናይ ውድድር መንፈስ ካብ ዜተባብዕ መዘናግዒ ኽንርሕቕ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧

ዓመጻ ኻብ ዜተባብዕ መዘናግዒ ኽንርሕቕ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧

ክርስትያናት እንታይ ዓይነት ዋዛ ግቡእ ከም ዝዀነ ብኸመይ ኪውስኑ ይኽእሉ፧

ብዛዕባ መዘናግዒ ውሳነ ኽንገብር ከለና፡ ንሕልና ኻልኦት ኣብ ግምት ከነእቱ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧