ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ስርቂ

ስርቂ

ዘጸ 20:15፣ ኤፌ 4:28፣ 1ጴጥ 4:15

ኤር 2:26፣ ማቴ 19:17, 18 እውን ርአ

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • ህዝ 33:14-16—የሆዋ ንዚንስሑ እኩያት፡ እንተላይ ንዚንስሑ ሰረቕቲ ይቕረ ኸም ዚብለሎም ገለጸ

    • ዮሃ 12:4-6—ይሁዳ ኣስቆሮታዊ ሰራቒ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ከዳዕ እውን ኰነ