ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ


ንዘለኣለም ምንባር ይከኣል ድዩ፧

ንዘለኣለም ምንባር ይከኣል ድዩ፧

እንታይ ይመስለካ፧

  •   እወ

  •   ኣይፋል

  •   ምናልባት

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

“ጻድቃን ንምድሪ ኺርስተይዋ፡ ኣብኣ እውን ንዘለኣለም ኪነብሩ እዮም።”መዝሙር 37:29

እዚ ብኸመይ ኪጠቕመካ ይኽእል፧

ምስ ስድራ ቤትካን ፈተውትኻን፡ ሓጐስን ሰላምን ዝሰፈኖ መጻኢ ይህልወካ።ኤርምያስ 29:11

ንሓጺር ግዜ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንዘለኣለም ብህይወት ትነብር።መዝሙር 22:26

ነቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚብሎ ብሓቂ ኽንኣምኖ ንኽእልዶ፧

እወ ንኽእል ኢና! ስለምንታይ ከም እንኣምኖ ንምፍላጥ፡ ኣብቲ ኣብዛ ብሮሹር ዚርከብ ሰለስተ ትምህርቲ ቐሪቡ ዘሎ መርትዖ ርአ። ኣርእስትታቱ ኸምዚ ይብል፦