ናይ 2002 ግምቢ ዘብዐኛ መሐበሪ ኣርእስቲ
ናይ 2002 ግምቢ ዘብዐኛ መሐበሪ ኣርእስቲ
እቲ ዓንቀጽ ዝርከበሉ ዕለት ሕታም
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
ርእሰ-ቕትለት ንዝፈጸመ ናይ ቀብሪ ዝርርብ፧ 15/6
ብሃይማኖት ኣብ እተመቓቐለት ቤት ውሉዳት ምምሃር 15/8
ብሒደት ገንዘብ ምጥላዕ ጌጋ ድዩ፧ 1/11
“ብሩህ ኮዀብ” (ኢሳ 14:12) 15/9
“ብስም የሱስ” ከይበልካ ምጽላይ 15/4
ብዝሒ ደቂ እሰይ (1 ሳሙ 16:10,11፣ 1 ዜና 2:13-15) 15/9
ትርጕም ናይቲ “ኽሳዕ ኣብ ደም እትበጽሑ ኣይተቓወምኩምን” ዝብል ሓሳባት (እብ 12:4) 15/2
ናይ ማርያም ዘይፍጽምና ንየሱስ ጽልዋ ገይሩሉዶ እዩ፧ 15/3
ናይ ጥዕና ጸገም ወይ ከቢድ ኣካላዊ ጕድለት ንዘለዎ ኣብ ማይ ምጥሓል፧ 1/6
ንኣምላኽ ዝኣተናዮ መብጽዓ ናይ ግድን ክንፍጽሞ ኣሎና ድዩ፧ 15/11
ኣቤል ናይ እንስሳ መስዋእቲ ምቕራብ ከም ዘድሊ ይፈልጥዶ ነይሩ እዩ፧ 1/8
ኣብ መንጎ ኣዝማድ ዝግበር መውስቦ 1/2
ኣብ መወዳእታ ፈተና ዝስሕቱ ኣዝዮም ብዙሓት ድዮም፧ (ራእ 20:8) 1/12
ኣብ ቤተ-ክርስትያን ናብ ዝግበር ስነ-ስርዓት ቀብሪ ወይ መርዓ ምኻድ፧ 15/5
ካልእ ሃይማኖታዊ ጕጅለ ዝጥቀሙሉ ዝነበሩ ህንጻ ምዕዳግ፧ 15/10
ክርስትያናት ኣንስቲ ርእሰን ክጕልበባ ዘለወን ኣብ ከመይ ዝበለ ኣጋጣሚታት እዩ፧ 15/7
“ዓብዪ ጭፍራ” ዘገልግሉሉ ኣጸድ (ራእ 7:15), 1/5
ፍትሒ የሆዋ ብምሕረቱ ድዩ ዝለዝብ፧ 1/3
መጽሓፍ ቅዱስ
ሄንሪ ሻምናይን መጽሓፍ ቅዱስን 1/1
ሰፕቱጀንት 15/9
ቓልሲ: ዘመናዊ ቋንቋ ግሪኽ 15/11
ቀንዲ ናይ መጽናዕቲ ዓንቀጻት
ሓቢርና ነገልግል 15/11
ሕግታት ኣምላኽ ንጥቕምና እዩ 15/4
መለኮታዊ ብርሃን ንጸልማት ይቕንጥጦ! 1/3
መለኮታዊ ብቕዓታት ምምላእ ንየሆዋ ልዕል የብሎ 1/5
መሪሕነት ክርስቶስ ህያው ኰይኑዶ ይረኣየካ እዩ፧ 15/3
“መርኣዪ ሂበኩም አሎኹ” 15/8
መወዳእታ እናቐረበ ክኸይድ ከሎ እዙዝ ኩን 1/10
‘ስዓቡኒ’ 15/8
በቲ ብስራት እተረኽበ በረኸት 1/1
‘በቲ ዓብዪ ግብሪ ኣምላኽ’ እተለዓዓሉ 1/8
በታ መዓልቲ የሆዋ ዝድሕን መን እዩ፧ 1/5
ብመሰረታዊ ስርዓታት ኣምላኽ ተመላለስ 15/4
ብቑዓት መምህራን ንኽንከውን ዘዳልወና ናይ ብሕቲ መጽናዕቲ 1/12
ብዘንቀደ ልቢ ንየሆዋ ምግልጋል ኣይተቋርጽ 1/4
“ብዘይ ምስላስ ኣይተዛረቦምን” 1/9
ብጽድቂ የሆዋ ባህ ይበልካ 1/6
“ነቲ መንፈስ ሓቂ” ተቐቢልካዮዶ፧ 1/2
ነቲ ‘ኣብ ስጋና ዘሎ ግራጭ’ ምጽማሙ 15/2
ነቲ እተመሃርኩምዎ ግበርዎ 15/9
ነቲ ዓብዪ መምህር ምሰሎ 1/9
ነቶም ጽጉማት ፍቕራዊ ሕያውነት ኣርእዮም 15/5
ናይ ብሕቲ መጽናዕቲ ቓል ኣምላኽ ግበር 1/12
ንሓቂ ኽሳዕ ክንደይ ኢኻ ኣኽቢርካ እትርእያ፧ 1/3
ንርእስኻን ንኻልኦትን ክርስትያናዊ ስነ-ምግባር ምሃር 15/6
ንሰናይ ግብሪ ዝነጽሀ ህዝቢ 1/6
“ንሱውን ኪቐርበኩም እዩ” 15/12
ንኣምላኻዊ ስልጣን ብተኣማንነት ተገዛእ 1/8
“ንኣምላኽ ቅረብዎ” 15/12
‘ንድያብሎስ ተጻረርዎ’ 15/10
“ኣብ ማእከል ኣህዛብ ኣኻይዳኹም ኣጸብቑ” 1/11
ኣብ ስጋኦም ንዘሎ ግራጭ ተጸሚመምዎ እዮም 15/2
ኣብቲ ዓቕሊ ፍርሃት ኣምላኽ ወስኹ 15/7
ኣብነት ነገስታት ስዓብ 15/6
ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ዘለዉ ገለልተኛታት ክርስትያናት 1/11
‘ኣዚና ነቕልብ’ 15/9
ከም መምህራን ቃል ኣምላኽ መጠን ምሉእ ብምሉእ እተዓጥቁ 15/2
“ከምዚ ሰብኣይዚ ገይሩ ከቶ ሰብ ኣይተዛረበን” 1/9
ካብቲ ናይ የሆዋ ፍቕራዊ ሕያውነት ተጠቐም 15/5
ካብቶም ኣምላኽ ዘፍቅሮም ሰባት ዲኻ፧ 1/2
ክርስትያናት ብሓቂ እዮም ዝመላለሱ 15/7
ክርስትያናት ብመንፈስን ብሓቅን እዮም ዘምልኹ 15/7
ክርስትያናት ንሓድሕዶም ተደጋጊፎም እዮም ዝነብሩ 15/11
ክርስቶስ ንማሕበሩ ይመርሓ 15/3
ክብሪ የሆዋ ኣብ ልዕሊ ህዝቡ የንጸባርቕ 1/7
ክትጥመቕ ዘሎካ ስለምንታይ እዩ፧ 1/4
ኵሎም ሓቀኛታት ክርስትያናት ወንጌላውያን እዮም 1/1
ወትሩ ሰናይ ኣንጸባርቕ 15/1
የሆዋ ንህዝቡ ብብርሃን ይስልሞ 1/7
የሆዋ ንእዙዛት የዕቍቦምን ይባርኾምን 1/10
የሆዋ—እቲ ዝለዓለ ኣብነት ሰናይ 15/1
የሆዋ ይሓልየልካ እዩ 15/10
የሆዋ ጥልመት ይጸልእ 1/5
ታሪኽ ህይወት
በቲ ዓለምለኻዊ ሕውነትና ተበራታዕኩ (ቲ. ካንጋለ) 1/7
ንኣምላኽ ውፉይ ብምዃነይ ዓስቢ ረኸብኩ (ዳብሊው. ኣይሂኖርያ) 1/6
ኣሪገ ዕድመውን ጸጊበ (ኤም. ስሚዝ) 1/8
ኣብ ኣልባብ ደቅና ፍቕሪ የሆዋ ምስራጽ (ዳብሊው. ማትሰን) 1/5
“ኣየጣዕሰንን እዩ” (ጂ. ኣለን) 1/9
እታ ሚስዮናውያን ኴንና እተመደብናላ ሃገር ዓድና ዀነት (ዲ. ዎልድረን) 1/12
ካብቲ እተመደብናሉ ኣገልግሎት ፈልከት ኣይበልናን (ኤች. ብሩደር) 1/11
የሆዋ “ማእለያ ዜብሉ ሓይሊ” ሂቡኒ እዩ (ኤች. ማርክስ) 1/1
የሆዋ ጽንዓት ምሂሩና (ኤ. ኣፖስቶሊዲስ) 1/2
ድሕሪ እቲ ውግእ ኣብ ዝነበረ ናይ ምስፋሕ ዕዮ ዝረኸብኩዎ ፍሉይ መሰል (ኤፍ. ሆፍማን) 1/10
ጥቕሚ ርእስኻ እናሰዋእካ ምግልጋል (ዲ. ረንደል) 1/3
ናይ የሆዋ መሰኻኽር
ሓቂ ዘፍቅሩ መንእሰያት 1/10
ሓንቲ ኣደራሽ መንግስቲ ኣምላኽ መዳልያ ተሸሊማ (ፊንላንድ) 1/10
“መምህራን ቃል ኣምላኽ” ኣውራጃዊ ኣኼባታት 15/1
ራስል ንዘዳለዎ ጽሑፋት ዘማሰዉሉ ኣቕሽሽቲ 15/4
ባህ ዘብሉ መንእሰያት 15/9
ባልካን (ትርጕም ሓዳስ ዓለም) 15/10
ብዓቕሞም ለባማት (ቈልዑ ዝገበርዎ ወፈያ) 1/2
ናይ 2001 ዓመታዊ ኣኼባ 1/4
ናይ 2003 ኣህጉራዊ ኣኼባታት 1/7
ናይ ጊልዓድ ምረቓ 15/6, 15/12
‘ንዅሉ ሰብ ሰናይ ንግበር’ 15/7
ኣብ መኣዲ ሓለቓ መርከብ እተገብረ ምይይጥ (ኣር. ጂ. ስሚዝ) 1/12
ኣኼባታት 15/3
ኣኽራን ፊሊፕንስ 15/4
ኣደራሻት መንግስቲ ኣምላኽ ንዅሉ ሰብ ክፉት እዩ 1/11
ከንብቡ ብምኽኣሎም ተሓጒሶም (ደሴታት ሰሎሞን) 15/8
ወሰኽ ህጹጽ ዕዮ ህንጸት ኣስዓበ (ኣደራሻት መንግስቲ ኣምላኽ) 15/5
ውሉድ ንኣቦኡ ዝሓገዘሉ መገዲ 1/5
ዘመናውያን ሰማእታት (ሽወደን) 1/2
ደገፍቲ ናይ ሓቂ ኣምልኾ (ወፈያታት) 1/11
“ገንዘብኩም ንምንታይ እመልሰልኩም ከም ዘለኹ ትፈልጡዶ፧” 15/8
ጽሩይ ሕልና ክንደይ እዩ ዝኽፈሎ፧ 15/2
ጽቡቕ ስነ-ምግባራዊ ስርዓታት ከም ዘስፋሕፍሕ ዝገብር ጻዕርታት (ሞዛምቢክ) 15/11
ጽቡቕ ግብሪ ንኣምላኽ ምስጋና የምጽኣሉ (ኢጣልያ) 15/1
‘ፍቕርና ዝያዳ እዩ ደልዲሉ’ (ኣብ ጃፓን ዘጋጠመ እሳተ-ጎመራ) 1/3
እተፈላለየ
ሃይማኖታዊ ስእልታት 1/7
ሃይማኖት ብኸመይ እዩ ኽምወል ዘለዎ፧ 1/12
ማሪት 1/8
ማዕርነት ዝህልወሉ እዋን ይመጽእዶ ዀን ይኸውን፧ 1/1
ሞት 1/6
“ሰብኣ ሰገል” 15/12
ሰይጣን—ጽውጽዋይ ድዩ ወይስ ብሓቂ ዘሎ ፍጥረት፧ 15/10
ሲኦል 15/7
ስርዓታት ኣምላኽ ክጠቅም ይኽእል 15/2
ስንክልና ከኽትም 1/5
ሸለል በሃሊ፧ 1/10
ሻፋንን ስድራቤቱን 15/12
“ቅዱሳን” 15/9
ቤተ-ክርስትያንን መንግስትን ኣብ ቢዛንትዩም 15/2
ብመድሃኒት ሬሳ ምዕቃብ 15/3
ብእተርእዮ ጠባይ ተሓታቲ ዲኻ፧ 1/6
ብዛዕባ ሞት ብሰፊሑ ዝእመነሉ ነገራት 1/6
ተርቱልያን 15/5
ኒቆዲሞስ 1/2
ናይ ኣምልኾ ቦታታት የድልየና ድዩ፧ 15/11
ንዘይተፈልጠ ኣምላኽ እተሰርሐ መሰውኢ 15/7
ኣብ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ተወከል 15/1
ኣብ ከረን ዘላ ኸተማ 1/2
ኣብዛ ሽግር ዝመልኣ ዓለም መጸናንዒ ምርካብ 1/10
እሙን ክትከውን ዘሎካ ንመን ኢኻ፧ 15/8
እምነትን ርትዕን ይቃደዋዶ፧ 1/4
እተፈላለየ ኣረኣእያ ዘማዕበሉ ኣሕዋት (ቃየልን ኣቤልን) 15/1
እቲ “ዝነብዕ” ኦምን ኣብ ብዙሕ መዓላ ዝውዕል “ንብዓቱን” 15/1
እያሱ 1/12
“ከቐንዝወካ ይኽእል እዩ” 1/3
ከይትታለል ተጠንቀቕ 1/7
ካበይ ኢኻ ድሕንነት እትጽበ፧ 15/4
ካብ መዝገብ ግብጺ ዝበልጽ (ሙሴ) 15/6
ካብ ራዛ እንረኽቦ ትምህርቲ 1/8
ካብ ታሪኽ ሮማውያን እንረኽቦ ትምህርቲ (ቃልስታት) 15/6
ዋልደንሳውያን 15/3
ዮጋ 1/8
‘ደጊ ሰበይቲ’ (ሩት) 15/6
ጐረባብቲ 1/9
ጥምቀት ክሎቪስ 1/3
ጥንታዊት ዓለም ጢፊኣ (ማይ ኣይሂ) 1/3
ጸገማት ደቅሰብ 15/6
ጽቡቕ መሪሕነት 15/3
ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን
ሓልዮት 15/4
“መጓሰ ኣምላኽ ጓስይዎ” 15/11
ምስጢር 15/6
‘ምድሓን ናይ የሆዋ እዩ’ (ሓርበኛዊ ጽምብላት) 15/9
ሽማግለታት—ንኻልኦት ኣለማምድዎም 1/1
ቅንኢ 15/10
ብመገዲ የሆዋ ምምልላስ 1/7
ተጊህካ ምጽዓር በረኸት የሆዋ የምጽእ 1/8
‘ነቲ ቓል ምስባኽ’ ዕረፍቲ የምጽእ 15/1
ነቶም ቅኑዓት ንጽህናኦም ይመርሖም (ምሳ 11) 15/5
ናእዳ 1/11
ናይ ምሕሳብ ክእለት 15/8
‘ንርእስኻ ኣላምዳ’ 1/10
ንኣባላት ስድራቤት ፍቕሪ ምግላጽ 15/12
ንጽህና 15/8
ንፈተና ብኸመይ ኢና ኽንምልከቶ ዘሎና፧ 1/9
ንፉዕ መምህር፧ 1/7
ኣምላኽ ንዅሎም ህዝብታት ይቕበሎም 1/4
ኣብ ቅድሚ የሆዋ መዓልትታትና ምቝጻር 15/11
ኣብ ወጻኢ ሃገር ቈልዑ ምዕባይ 15/10
ኣእዳውካ ኣጽንዕ 1/12
ኣኼባ 15/11
ካብ ንፋስ ከም ከውሊ 15/2
“ይቕረ ተባሃሀሉ” 1/9
ይቕረታ ምሕታት 1/11
ጽምዋ 15/3
ጽሬት 1/2
ጽድቂ ዝራእ: ምሕረት ከኣ ዕጸድ (ምሳ 11) 15/7
የሆዋ
ቴትራግራማተን ኣብ ሰፕቱጀንት 1/6
ኣምላኽ መን እዩ፧ 15/5
ኣብቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ዝዀነ የሆዋ ተወከል 15/1
የሱስ ክርስቶስ
ልደት የሱስ 15/12
ጸብጻብ ኣወጅቲ መንግስቲ ኣምላኽ
1/2, 1/4, 1/6, 1/8, 1/10, 1/11