ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2010

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2010

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2010

እቲ ዓንቀጽ ዚርከበሉ ዕለት ሕታም

መጽሓፍ ቅዱስ

ህዝቅኤል 18:20 ምስ ዘጸኣት 20:5 ትሰማማዕ፡ 15/3

ማቴዎስ ነቲ ኣብ ዘካርያስ ዚርከብ ቃላት፡ ኤርምያስ ከም ዝጸሓፎ ገይሩ ዝጠቐሶ ስለምንታይ እዩ፧ 1/12

ብመንፈስ ኣምላኽ እተጻሕፈ ድዩ፧ 1/3

ብዛዕባ ዘመናዊት ሃገረ እስራኤል ተነብዩ ድዩ፧ 1/11

ብዛዕባ የሱስ ምሉእ ታሪኽ ይነግረና ድዩ፧ 1/4

ንህይወት ሰባት ይቕይር፡ 1/2፡ 1/5፡ 1/8፡ 1/11

ኣብ ምዝርጋሑ ግደ ዝነበሮ ኣሕታሚ፡ 1/7

ካብ ንባብ ንኽትጥቀም ዚሕግዝ ሸውዓተ ነጥብታት፡ 1/7

ኵሉ ኽፋላቱ ሎሚ እውን ጠቓሚ ድዩ፧ 1/3

ወንጌላት ኪእመን ዚኽእል ስለምንታይ እዩ፧ 1/3

ታሪኽ ህይወት

መስተንክር ዕቤት ኣብ ዘለዎ እዋን ኣገልገልኩ (ሃርሊ ሃሪስ)፡ 15/9

ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ዘለዎ ሓይሊ (ቪቶ ፍረይዘ)፡ 15/12

ንርእሰይ ብዕዮ ውድብ የሆዋ ትሕዝቲ ገበርክዋ (ቨርነን ዙብኮ)፡ 15/10

ኣምላኽ “ዓብዪ ተግባር” ይገብር (ሞሪስ ራጅ)፡ 1/12

ኣብ የሆዋ ተወከል (ኤድመንድ ሽሚድት)፡ 1/9

‘ግብሩ ስዒብዎ’ (ቴኦዶር ጃራዝ)፡ 15/11

ፈተናታት፡ ብዝያዳ ኣብ የሆዋ ኸም እንውከል ገይሩና (ኣዳ ዴሎ ስትሪቶ)፡ 15/4

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ሃይቲ፡ 1/12

“ልቦም ንምትንካፍ ሓጊዛትኒ” (ኣህዛብ እትበሃል ጽሕፍቲ)፡ 15/10

ምስትብሃል (ፊንላንድ)፡ 15/7

ስነ-ስርዓት ምረቓ ጊልዓድ፡ 1/2፡ 1/8

በዓል ዝኽሪ፡ 1/3

ቡልጋርያ፡ 15/9

ብተኣምር የሕውዩ ድዮም፧ 1/10

ንመንእሰያት እትሕግዝ መጽሓፍ (መንእሰያት ዚሓትዎ፡ 2ይ ጥራዝ)፡ 15/2

ንምትሕንፋጽ እምነት ብኸመይ ይርእይዎ፧ 1/6

ንኣምላኽ ንምግልጋል ዕድመ ኣይዓግትን (ስጳኛ)፡ 15/12

ንዅሉ ዝቐረበ ዕድመ (ቤትኤላት)፡ 15/8

‘ንየሆዋ መስዋእቲ ነቕርብ’ (ውጽኢታት)፡ 15/11

ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ፡ 1/5

ዓመታዊ ኣኼባ፡ 15/6

ደሴታት ሰሜናዊ ጫፍ ኣውስትራልያ፡ 1/5

ደቡብ ኣፍሪቃ፡ 1/6

ግረናዳ፡ 1/9

ፓፕዋ ኒው ጊኒ፡ 1/3

እተፈላለየ

ሓደ ለምጻም ሓወየ (ንእማን)፡ 1/11

ሓጢኣት፡ 1/6

ሓጢኣት ምንዛዝ፡ 1/9

መንበሪኦም (ቀዳሞት ክርስትያናት)፡ 1/1

መንፈስ ቅዱስ፡ 1/10

መወዳእታ ቐሪቡ ድዩ፧ 1/8

ማርቆስ—‘ንዕዮ ዚጠቅም፡’ 15/3

ምኵራብ፡ 1/4

ምዉታት ንህያዋን ኪሕግዝዎም ይኽእሉዶ፧ 1/1

ምዝራብ ቋንቋታት፡ 1/10

ምድሪ ኽትጠፍእ ድያ፧ 1/1

ምድሪ ወትሩ ንህይወት ዜድሊ ነገራት ከተማልእ ድያ፧ 1/3

ርብቃ፡ 1/2

ሰሌዳ (ሉቃ 1:63)፡ 1/1

ሰባት ክፉእ ዚገብሩ ስለምንታይ እዮም፧ 1/9

ስላሴ፡ 1/2

“ቀተልቲ ነፍሲ” (ግብ 21:28)፡ 1/3

ቀዳሞት ክርስትያናትን ኣማልኽቲ ሮሜን፡ 15/5

ቃየል ንሰበይቱ ኻበይ ረኺብዋ፧ 1/9

በለሳን ጊልዓድ፡ 1/6

“በረኽቲ ቦታ፡” 1/8

በዅሪ ወዲ፡ 1/5

“ቤተን ዚአልያ” (ቲቶ 2:5)፡ 1/2

ብግዜ ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ብባሕሪ ዚግበር ጕዕዞ ሓደገኛ ነበረ፡ 1/2

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረ ዜስክር መስተ፡ 1/2

ብጸሎት ኣቢላ ልባ ኣፍሰሰት (ሃና)፡ 1/7

ተጣበቕቲ ክርስትና ድዮም ነይሮም ወይስ ተፈላሰፍቲ፧ 1/6

ናብ ሰማይ ዚኸዱ፡ ኵሎም ጻድቃን ድዮም፧ 1/2

“ናብ ዓወት ዚመርሓና” (2ቈረ 2:14-16)፡ 1/8

‘ንሓድሽ ወይኒ፡ ኣረገውቲ ኣሕርብቲ’ (ሉቃ 5:37, 38)፡ 1/3

ንመንፈሳዊ ዓለም መን ይነብረሉ፧ 1/12

ንምድሪ እትቕይር መንግስቲ፡ 1/10

ንኻልኦት ክትነግሮም እትኽእል ምስጢር፡ 1/12

ንጣኦታት እተሰውአ ስጋ፡ 1/10

ኣምላኽ ብዛዕባ ኣልኮላዊ መስተ እንታይ ኣረኣእያ ኣለዎ፧ 1/1

ኣሮን፡ ምራኽ ወርቂ ብምስራሑ ኣይተቐጽዐን፡ 15/5

ኣሰላፊ ንጉስ፡ 1/7

ኣባል ሓንቲ ጕጅለ ሃይማኖት ክኸውን ኣሎኒ ድዩ፧ 1/11

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሳ ዘላ ገነት ኣበይ ትርከብ፧ 1/12

“ኣብ ቅድሚ የሆዋ ዓበየ” (ሳሙኤል)፡ 1/10

ኣብ ግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበሩ ሰባት ብሓቂዶ ነዊሕ ዕድመ ገይሮም እዮም፧ 1/12

ኣይሁድን ሳምራውያንን ይጻልኡ ነበሩ፡ 1/10

ከተማታት ዕቝባ፡ ገበነኛታት ዚሕብኡለን ቦታታት ድየን ነይረን፧ 1/11

ከዋኽብቲ ንህይወትካ ይጸልውዎ ድዮም፧ 1/6

ከይትታለል ተጠንቀቕ፡ 1/9

ካልቪንነት፡ 1/9

ካራን—ጥንታዊት ሕምብርቲ ጽዑቕ ንጥፈታት፡ 15/5

ክሳዕ ወሰን ምድሪ ዚግበር ዝነበረ ጕዕዞ፡ 1/11

ክታባት፡ 1/5

ክንዮ መዲተራነያን ዚግበር ዝነበረ ጥንታዊ ጕዕዞ፡ 1/3

ወርቂ ኦፊር፡ 1/6

“ዕላመት የሱስ” (ገላ 6:17)፡ 1/11

‘ዘበን ሰብ 120 ዓመት’ (ዘፍ 6:3)፡ 15/12

ደገ ኸተማ፡ 1/6

ጳውሎስ እተጓዕዘላ መገዲ (መገዲ ኣጵያ)፡ 1/1

ጻጸ ኣብ ሓጋይ ቀለቡ የዳሉ ድዩ፧ 1/7

ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን

ሓላፍነት ዚስምዖም ውሉዳት ምዕባይ፡ 1/5

“መሰል ሕጻናት ንመንፈሳዊ ዕቤት፡” 15/2

መበለታትን ኣንስቶም ዝሞታኦም ሰብኡትን፡ 1/5

መዓልታዊ ንኣምላኽ ኣኽብሮ፡ 15/1

ምኽኒት፡ 15/10

ሞት ንመጻምድትኻ ኺምንዝዓካ ኸሎ፡ 1/3

ሞገስ ኣምላኽ ከየጥፋእካ፡ ንዜጓንፈካ ለውጥታት ምኽኣሉ፡ 15/3

ሰንበት ክትሕሉ ኣሎካ ድዩ፧ 1/2

ሰዓት ከተኽብር ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ 15/8

ቀዳመይቲ ዓመት ሓዳር፡ 1/8

ብሓቂዶ ሸፈጥ እዩ፧ 1/6

ብሓባር ምንባር፡ 15/2

ብተኣማንነት ፈተናታት ሰገረ (ጴጥሮስ)፡ 1/1

ትሑትን ተባዕን ሰብኣይ (ዮናስ)፡ 1/1

‘ናብ ምምሃር ኣቕልብ፡’ 15/7

ንልቦናኻ ኣላምዶ፡ 15/5

ንሕዙናት ኣጸናንዓዮም፡ 1/11

ንንጽል ወለዲ ሕለየሎም፡ 1/12

ንኣሉታዊ ስምዒታት ኣሰንፎ፡ 1/10

ንኣረጋውያን ኣኽብሮም፡ 15/5

ንዝሓመመ ቤተሰብካ እለ፡ 15/5

ንዝሓመመ ፈታዊኻ ሓግዞ፡ 1/7

ንደቅኻ፡ ምስ ውድብ የሆዋ ንኺፋለጡ ሓግዞም፡ 15/10

ንደቅኻ ብዛዕባ ጾታዊ ነገራት ኣዘራርቦም፡ 1/11

ንደቅኻ ፍቕሪ ንባብን መጽናዕትን ኣስርጸሎም፡ 15/7

ንጸቕጢ ህዝባዊ ርእይቶ ተጻረሮ፡ 15/8

“ንጽህና ልቢ” ይሃሉኻ፡ 15/3

“ኣይትፍራህ፡ ክድግፈካ እየ፡” 15/7

እሙናት ኣዕሩኽ ርኸብ፡ 1/7

እንዳ ኣሕሙ፡ 1/2

‘ከም ሰማያዊ ኣቦኹም ፍጹማት ኩኑ፡’ 15/11

ካብ ምሕረት ኣምላኽ ዚርከብ ትምህርቲ (ዮናስ)፡ 1/3

ካብ ጐይታኡ፡ ይቕረ ምባል ተማህረ (ጴጥሮስ)፡ 1/4

ወትሩ ሓቀኛ ኹን፡ 1/3

ውሉድካ እንታይ ኢሉ ምመለሰ፧ 15/12

ዕግበት ንምርካብ ዜኽእል ረቛሒታት፡ 1/11

“ደሓን” ኩን፡ 15/4

ደቅኻ ንዜጋጥሞም ብድሆታት ኪዋጽኡሉ ሓግዞም፡ 15/1

ዳግመ ጥምቀት፡ 15/2

ጥልመት መጻምድቲ ምጻሩ፡ 15/6

ጸሎት፡ 1/10

ጽኑዕ እምነት ይሃሉኻ! (ኤርምያስ)፡ 1/5

ፕሮፓጋንዳ ሰይጣን ኣየስሕትካ፡ 15/2

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ሎሚ ብንጥፈት ዚዓዪ ዘሎ መራሒና፡ 15/9

‘ሓሳብ የሆዋ ዝፈለጠ እንታዋይ እዩ፧’ 15/10

ሓደ መጓሰ፡ ጓሳአን እውን ሓደ፡ 15/3

ሓድነት—መለለዪ ናይ ሓቂ ኣምልኾ፡ 15/9

“ሕጊ ሳህሊ” ንልሳንካ ይሓልዎ፡ 15/8

“መራሒኹም ሓደ እዩ፡ ንሱ ኸኣ ክርስቶስ እዩ፡” 15/9

መንፈስ ቅዱስ ኣብ ምፍጻም ዕላማ የሆዋ ዘለዎ ግደ፡ 15/4

መዓልቲ የሆዋ እትቐልዖ ነገራት፡ 15/7

ምስ ወፈያኻ ተሰማሚዕካ ብመንፈስ ተመላለስ፡ 15/3

ርእስኻ ንየሆዋ እትውፊ ስለምንታይ ኢኻ፧ 15/1

‘ቃል ኣምላኽ ብትብዓት ተዛረብ፡’ 15/2

ቅድም “ጽድቁ” ድለ፡ 15/10

ቍጥዓኻ ብምቍጽጻር፡ ‘ነቲ እከይ ስዓሮ፡’ 15/6

በረኸት የሆዋ ኻብ ልቢ ድለ፡ 15/9

በቲ ብመንፈስ ኣምላኽ ዚምራሕ ንጉስ ኣቢልካ በረኸት ዕጸድ! 15/12

በታ ብልጽቲ መገዲ ህይወት ተመላለስ፡ 15/2

በጃ ብኸመይ የድሕነና፧ 15/8

ብስም መን ኢኻ እትጥመቕ፧ 15/3

ብንጽህናና ኢና እንመላለስ! 15/11

ነቲ “ናይ መንፈስ ሰይፊ” ብኽእለት ተጠቐመሉ፡ 15/2

ነታ ጉባኤ ህነጻ፡ 15/6

ነቶም ዚጠርዑ ዜድሕኖም መን እዩ፧ 15/8

ናይ ሓቂ ሰዓቢ ክርስቶስ ምዃንካ ኣመስክር፡ 15/1

ናይ የሆዋ ምዃን፡ ጸጋ እዩ፡ 15/1

ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ቐናእ ኩን፡ 15/12

ንናይ የሆዋ መንፈስ ቅዱስ ኣይተጕህዮ፡ 15/5

ንኣዒንትኻ ኻብ ምርኣይ ከንቱነት ምለሰን! 15/4

ንክርስቶስ ምሉእ ብምሉእ ትስዕቦዶ ኣለኻ፧ 15/4

ንየሆዋ ዘምሩሉ! 15/12

ኣመንቲ ንዝዀኑ ብጾት ብምኽባር ትቀዳደም ዲኻ፧ 15/10

ኣብ መንጎ ህዝቢ ኣምላኽ ዕቝባ ርኸብ፡ 15/6

ኣብቲ ዓብዪ መንፈሳዊ ቐውዒ ምሉእ ብምሉእ ተኻፈል፡ 15/7

ኣቱም መንእሰያት፡ ብቓል ኣምላኽ ተመርሑ፡ 15/11

ኣቱም መንእሰያት፡ ንህይወትኩም ኣብ ምንታይ መዓላ ኢኹም ከተውዕልዋ፧ 15/11

ኣቱም መንእሰያት፡ ንየሆዋ ንምግልጋል ዘሎኩም ባህጊ ኣሐይሉ፡ 15/4

ኣቱም መንእሰያት፡ ንጸቕጢ መዛኑ ተዋጽኡሉ፡ 15/11

ኣቱም ሰብኡት፡ ንርእስነት ክርስቶስ ትግዝኡ ዲኹም፧ 15/5

ኣቱም ኣሕዋት፡ ንመንፈስ ኢልኩም ብምዝራእ ተመጣጠሩ፡ 15/5

ኣትን ኣንስቲ፡ ንርእስነት እትግዝኣ ስለምንታይ ኢኽን፧ 15/5

ኣገዛዝኣ ሰይጣን ከም ዚፈሽል እተረጋገጸ እዩ፡ 15/1

ኣገዛዝኣ የሆዋ ቕኑዕ ምዃኑ ተረጋጊጹ፡ 15/1

‘እቲ መንፈስ መዓሙቝ ኣምላኽ ይምርምር፡’ 15/7

“እቲ መንፈስን እታ መርዓትን፤ ንዓ፡ ይብሉ አለዉ፡” 15/2

“እታ ቕብልቲ ጊዜ ሕጂ እያ፡” 15/12

“ከመይ ዝበሉ ኽትኰኑ እዩ ዚግብኣኩም፡” 15/7

ካብ መንፈሳዊ ነገራት ዕረፍቲ ርኸብ፡ 15/6

ክርስትያናዊ ሓድነት ንኣምላኽ የኽብር፡ 15/9

ክርስትያናዊ ኣኼባታት ሃናጺ ንኪኸውን እጃምካ ተበርክት ዲኻ፧ 15/10

የሆዋ ልዑላዊ ጐይታና እዩ! 15/11

የሱስ ንጽድቂ ኣምላኽ ብኸመይ ኣጕልሐ፧ 15/8

ጸጋ ዝመልኦ ዘረባ ንርክባትካ ጽቡቕ ይገብሮ፡ 15/6

‘ጻድቃን ከም ጸሓይ ኪበርሁ እዮም፡’ 15/3

የሆዋ

‘ልቢ ይርኢ፡’ 1/3

ልቢ ይፈልጥ፡ 1/12

ሓዲጉና ድዩ፧ 1/5

‘መንግስትኻ ኽትጸንዕ እያ’ (ዳዊት)፡ 1/4

መጀመርታ ኣለዎዶ፧ 1/7

‘ሰማዕ ጸሎት፡’ 1/10

ስም ኣምላኽ፡ ኣብ ቤተ መቕደስ ግብጺ ተረኽበ፡ 1/5

“ስቡርን ቅጥቁጥን ልቢ” ይቕረታ ምስ ዚሓትት፡ 1/5

ብስሙ ትፈልጦዶ፧ 1/7

ናይ ምምራጽ ናጽነት ብምሃብ ኣኽበረና፡ 1/9

ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪረኽቡ ኣጋጣሚ ዝኸፈተሎም ስለምንታይ እዩ፧ 1/1

ንከነኣናውያን ተዋግኦም፡ 1/1

ንኺፈልጥዎ ማዕረ ኣጋጣሚ ኣለዎም ድዩ፧ 1/8

ኣብ ጽቡቕ የተኵር፡ 1/7

ኣውያት ትሑት ይሰምዕ፡ 15/11

ኣድልዎ የልቦን፡ 1/9

እሙን፡ 1/6

ከም ኣቦኻ ጌርካ ዲኻ እትርእዮ፧ 15/2

ኪሓተካ ተፍቅደሉ ዲኻ፧ 15/4

“ኪርከበልካ እዩ” (1ዜና 28:9)፡ 1/11

“ወድኺ ውሰዲ፡” (ሓደ ቘልዓ ተንስአ)፡ 1/8

ይጠዓስ ድዩ፧ 1/2

“ደሓን” ክትከውን ይደልየካ፡ 15/4

ፈጻም መብጽዓታት፡ 1/1

የሱስ ክርስቶስ

ሚካኤል እቲ ሊቀ መላእኽቲ ድዩ፧ 1/4

ምስ ዮሃንስ መጥምቕ ዝምድና ነይርዎዶ፧ 1/9

ምስ ገለ ኻብቶም ሃዋርያቱ ዝምድና ነይርዎዶ፧ 1/9

ስለምንታይ እዩ ክርስቶስ ተባሂሉ እተጸውዐ፧ 1/4

ብዛዕባ ሓጐስ ዝመሃሮ ትምህርቲ፡ 1/8

ብዛዕባ መንፈሳውያን ፍጡራት ዝመሃሮ ትምህርቲ፡ 1/11

ብዛዕባ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ዝመሃሮ ትምህርቲ፡ 1/2

ብዛዕባኡ ዝጸሓፉ ሰባት፡ 1/6

ተኣዛዝነት ተማህረ፡ 1/4

ንሓንቲ ሰበይቲ ሓጢኣታ ሓደገላ፡ 15/8

ንዓለም ዝለወጣ ሰብኣይ፡ 1/4

ንዕኡ ብዛዕባ ምስዓብ፡ 1/5

ኣብ ታሪኽ ዝነበረ፡ 1/4

ኣብ ፖለቲካ ኣይኣተወን፡ 1/7

ኪበጽሕዎ ዝኸዱ ሰብኣ-ሰገል፡ 1/12

ዘይተሃወኸሉ ምኽንያት፡ 1/8

ዘይተቐበልዎ ስለምንታይ እዮም፧ 1/12

ጸራቢ፡ 1/8

ጽውጽዋይዶ ወይስ ሓቂ፧ 1/4