ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንዓይ ዚኸውን ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ

ንዓይ ዚኸውን ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ

ንዓይ ዚኸውን ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ

ደቂ 3 ዓመትን ትሕቲኡን

ጥቓ መርከብ ኖህ ካብ ዘለዉ እንስሳታት

ኣየኖት ይብሉ ውሕ ውሕ ኣየኖት ይብሉ እምባሕ፧

ሓጸርትን ነዋሕትን እንስሳታት ሳላ ኣብ መርከብ ኖህ ዝኣተዉ ቀጺሎም ብህይወት ዘፍጥረት 7:7-10፣ 8:15-17

ንጥፈታት

ውሉድካ ናብዚ ዚስዕብ ነገራት ከም ዜመልክት ግበር፦

መርከብ ድቢ ከልቢ

ሓርማዝ ዘራፍ ኣንበሳ

ህበይ ሓሰማ በጊዕ

ኣድጊ በረኻ ቀስተ ደበና ገረብ

ናይዞም ዚስዕቡ እንስሳታት ድምጺ ተድሀ፦

ከልቢ ኣንበሳ ህበይ

ሓሰማ በጊዕ