ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛንቕሑ!ን 2018

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛንቕሑ!ን 2018

ምስቲ እቲ ዓንቀጽ ዚርከበሉ ሕታም

ሕታም መጽናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

  • ሃዋርያ ጳውሎስ “ናብ ሳልሳይ ሰማይ”ን “ናብ ገነት”ን “እተመንዝዐ” ብኸመይ እዩ፧ (2ቈረ 12:2-4)፡ ታሕ.

  • ሕታማትና ኣብ ኢንተርነት ምልጣፍ ዘይፍቀድ ስለምንታይ እዩ፧ ሚያ.

  • መዝሙር 144:12-15 ንህዝቢ ኣምላኽ ወይስ ንእኩያት ጓኖት፧ ሚያ.

  • ዘይተመርዓዉ ሰባት ኣብ ሓንቲ ቤት እንተ ሓዲሮም፡ ፍርዳዊ ስጕምቲ የድሊዶ፧ ሓም.

  • የሱስ እተዛረበሎም ገበርቲ ሰናይ መን እዮም፧ ሕዳ.

  • ጳውሎስ በራሕ ጌርካ ዚስኣል ስለምንታይ እዮም፧ መጋ.

መጽሓፍ ቅዱስ

  • ውጽኢታውን ዜሐጕስን መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሓም.

ታሪኽ ህይወት

  • ብየሆዋ ዅሉ ይከኣል እዩ (ባሸንባይ በዲባይፍ)፡ ለካ.

  • ኣብ መጀመርታ ድኻ፡ ኣብ መወዳእታ ግና ሃብታም (ሳሙኤል ሀርድ)፡ ግን.

  • ኣብ ኵሉ ጭንቀተይ መጸናንዒ ረኺበ (ኤድዋርድ ባዘሊ)፡ ሰነ

  • ኣእዳወይ ከየውርድ ቈሪጸ እየ (ማክሲም ዳንየልየኮ)፡ ነሓ.

  • የሆዋ ንውሳነይ ብዙሕ ባሪኽዎ (ቻርለስ ሞሎሃን)፡ ጥቅ.

  • የሆዋ ኸቶ ኣይሓደገንን! (ኤሪካ ብራይት)፡ መጋ.

  • ‘የሆዋ ጽቡቕ ገይሩልና እዩ’ (ዣን-ማሪ ቦካርት)፡ ታሕ.

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

  • ህዝባዊ መደረታት ነቲ ብስራት ከም ዚዝርጋሕ ገይሩ (ኣይርላንድ)፡ ለካ.

  • ብዙሕ እኽሊ! (ዩክረይን)፡ ግን.

  • ንየሆዋ እንታይ ውህበት ክንህቦ ንኽእል፧ (ውጽኢታት)፡ ሕዳ.

  • ኣቱም ብዕድመ ዝደፋእኩም፡ የሆዋ ንተኣማንነትኩም ኣኽቢሩ ይርእዮ፡ መስ.

  • ኣቱም እተሸምኩም ሰብኡት—ካብ ጢሞቴዎስ ተምሃሩ፡ ሚያ.

  • ዘርኢ መንግስቲ ኣምላኽ ንፈለማ ግዜ ተዘርአ (ፖርቱጋል)፡ ነሓ.

  • ፈትዮም ይመጹ—ማዳጋስካር፡ ጥሪ

  • ፈትዮም ይመጹ—ምያንማር፡ ሓም.

  • 1918—ቅድሚ ሚእቲ ዓመት፡ ጥቅ.

እተፈላለየ

  • ሕጊ ሙሴ ምጕት ንምፍታሕ ይውዕል ነይሩ ድዩ፧ ጥሪ

  • ሞገስ ኣምላኽ ኪረክብ ምኸኣለ ነይሩ (ሮብዓም)፡ ሰነ

  • ሰዓት ክንደይ ኰይኑ፧ (ኣቈጻጽራ ሰዓት ግዜ መጽሓፍ ቅዱስ)፡ መስ.

  • እስጢፋኖስ መስጐጕቲ ኼጋጥሞ ኸሎ ሃዲኡ፡ ጥቅ.

ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን

  • ለውሃት—ብቓልን ብተግባርን እትግለጽ ባህርይ፡ ሕዳ.

  • ሓጐስ—ካብ ኣምላኽ እነጥርያ ባህርይ፡ ለካ.

  • ርሕሩሕ ኩን፡ ሓም.

  • ሰላም—ከመይ ጌርካ ትረኽባ፧ ግን.

  • ሰላምታ ዘለዎ ጥቕሚ፡ ሰነ

  • ዓቕሊ—ብዕላማ ምጽዋር፡ ነሓ.

  • “ጻድቕ ብየሆዋ ኺሕጐስ . . . እዩ፡” ታሕ.

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

  • ለውጥታት እናኣጋጠመ ኽነሱ፡ ውሽጣዊ ሰላምካ ሓሉ፡ ጥቅ.

  • ለጋሳት ሕጉሳት እዮም፡ ነሓ.

  • ሓቂ ምሃር፡ ጥቅ.

  • ሓቂ ተዛረብ፡ ጥቅ.

  • “መንግስተይ ካብዛ ዓለም እዚኣ ኣይኰነትን፡” ሰነ

  • መንፈሳዊ ሰብ ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ ለካ.

  • መዓልቲ መዓልቲ ምስ የሆዋ ዕየ፡ ነሓ.

  • መገዲ ናይ ሓቂ ሓርነት፡ ሚያ.

  • ስለምንታይ ኢና ‘ብዙሕ ፍረ እንፈሪ’፧ ግን.

  • ቅኑዕ ሓበሬታ ኣሎካ ድዩ፧ ነሓ.

  • በዓል ዝኽሪ ሓድነት የምጽእ፡ ጥሪ

  • “ብሓቅኻ ኽመላለስ እየ፡” ሕዳ.

  • ብየሆዋ ተኣመን እሞ ብህይወት ክትነብር ኢኻ፡ ሕዳ.

  • ብደጋዊ ትርኢት ኣይትፍረድ፡ ነሓ.

  • ተግሳጽ መርኣያ ፍቕሪ ኣምላኽ፡ መጋ.

  • “ተግሳጽ ስምዑ፡ ጥበበኛታት ከኣ ኩኑ፡” መጋ.

  • ነቲ “ሕጉስ ኣምላኽ” ዜገልግሉ ሕጉሳት እዮም፡ መስ.

  • ነቲ ኣምላኽ ሓርነት ዝዀነ የሆዋ ኣገልግሎ፡ ሚያ.

  • “ነቲ ኣምላኽ ዝጸመዶ” ኣኽብሮ፡ ታሕ.

  • ነቲ ዅሉ ዘለዎ ኣምላኽ ክንህቦ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ ጥሪ

  • ነቲ ዜተባብዕ ኣምላኽና የሆዋ ንምሰሎ፡ ሚያ.

  • “ነዚ እትፈልጥዎ እንተ ዄንኩም፡ እንተ ጌርኩምዎ፡ ሕጉሳት ኢኹም፡” መስ.

  • ናይ ሓቂ ሓጐስ ዜምጽኣልና እንታይ ዓይነት ፍቕሪ እዩ፧ ጥሪ

  • ናይ የሆዋ ኢና፡ ሓም.

  • “ንሓቂ ዓድጋ እሞ ኸቶ ኣይትሽጣ፡” ሕዳ.

  • ንሓድሕድና “ብዝያዳ” ንተባባዕ፡ ሚያ.

  • ንሕልናኻ ብሕግታትን ብስርዓታትን ኣምላኽ ኣሰልጥኖ፡ ሰነ

  • ንኣተሓሳስባኻ ኸም ኣተሓሳስባ የሆዋ ትገብሮዶ ኣለኻ፧ ሕዳ.

  • ንኣተሓሳስባኻ ዚቐርጾ ዘሎ መን እዩ፧ ሕዳ.

  • ንክርስቶስ፡ ነቲ ንጡፍ መራሒና ንእመኖ፡ ጥቅ.

  • ንየሆዋ ምእንቲ ኸተሞግስዎ ‘ብርሃንኩም ይብራህ፡’ ሰነ

  • ንየሆዋ ብምምሳል፡ ሓላይን ለዋህን ኩን፡ መስ.

  • “ንድኹም ሓይሊ . . . ይህብ፡” ጥሪ

  • ንጸላኢኻ ፍለጦ፡ ግን.

  • ኣስኣሰር እምነትን ተኣዛዝነትን ኖህን ዳንኤልን እዮብን ስዓብ፡ ለካ.

  • ኣብ መንጎ ህዝቢ ኣምላኽን ካልኦትን ንዘሎ ፍልልይ ኣስተብህለሉ፡ ጥሪ

  • “ኣብ ገነት የራኽበና!” ታሕ.

  • “ኣብ ጐድኒ የሆዋ ዝዀነ መን ኣሎ፧” ሓም.

  • ኣቱም መንእሰያት፡ ንድያብሎስ ተቓወምዎ፡ ግን.

  • ኣቱም መንእሰያት፡ ኣብ መንፈሳዊ ሸቶታት ዲኹም እተተኵሩ፧ ሚያ.

  • ኣቱም መንእሰያት፡ ዜዕግብ ህይወት ኪህልወኩም ይኽእል እዩ፡ ታሕ.

  • ኣቱም መንእሰያት፡ ፈጣሪኹም ክትሕጐሱ ይደሊ እዩ፡ ታሕ.

  • ኣቱም ወለዲ፡ ንውሉድኩም ናብ ጥምቀት ኪበጽሕ ትሕግዝዎዶ ኣለኹም፧ መጋ.

  • ኣዒንትኻ ናብ መን እየን ዚጥምታ ዘለዋ፧ ሓም.

  • ከም መንፈሳዊ ሰብ መጠን ንቕድሚት ገስግስ! ለካ.

  • ከም ኖህን ዳንኤልን እዮብን ጌርካ ንየሆዋ ትፈልጦ ዲኻ፧ ለካ.

  • ከምቲ የሆዋን የሱስን ዘለዎም ሓድነት ይሃልወና፡ ሰነ

  • ካብ መን ኢኻ ተፈላጥነት ክትረክብ እትደሊ፧ ሓም.

  • ኵሉ ዚኽእል፡ ግናኸ ሓላዪ፡ መስ.

  • የሆዋ ነቶም ‘ብተጻዋርነት ፍረ ዚፈርዩ’ የፍቅሮም፡ ግን.

  • ጋሻ ምቕባል—ደስ ዜብልን ኣድላይን ተግባር! መጋ.

  • ጥምቀት—ክርስትያናት ኬማልእዎ ዘለዎም ብቕዓት፡ መጋ.

  • ፍቕሪ ስለ እትሃንጽ፡ ብቐጻሊ ፍቕሪ ኣርኢ፡ መስ.

ሕታም ህዝቢ ግምቢ ዘብዐኛ

  • መጽሓፍ ቅዱስ ሎሚ እውን ጠቓሚ ድዩ፧ ቍ. 1

  • ኣምላኽ ይሓልየልካ ድዩ፧ ቍ. 3

  • ኣብ መጻኢ እንታይ ይጽበየና ኣሎ፧ ቍ. 2

ንቕሑ!

  • መገዲ ሓጐስ፡ ቍ. 1

  • ንሓዘንተኛታት ዚኸውን ሓገዝ፡ ቍ. 3

  • ንስድራ ቤታት ዜዐውት ረቛሒታት፡ ቍ. 2