ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

12-18 መጋቢት

ማቴዎስ 22-23

12-18 መጋቢት
  • መዝሙር 30ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ነተን ክልተ ዓበይቲ ትእዛዛት ሓልወን”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማቴ 22:36-38—እዘን ፍቕድታት እዚአን ነታ ኣብ ሕጊ ዓባይን ቀዳመይትን ትእዛዝ ምሕላው እንታይ ከም ዜጠቓልል ብኸመይ እየን ዚገልጻ፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 22:37 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ልብኻ፡” “ነፍስኻ፡” “ኣእምሮኻ”)

    • ማቴ 22:39—ኣብ ሕጊ እታ ኻልአይቲ ዓባይ ትእዛዝ ኣየነይቲ እያ፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 22:39 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “እታ ኻልአይታ፡” “ብጻይካ”)

    • ማቴ 22:40—ብምሉኡ ቕዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ ኣብ ፍቕሪ እተመስረተ እዩ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 22:40 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ሕግን ነብያትን፡” “ተመስሪቱ”)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማቴ 22:21—እቲ “ናይ ቄሳር” ዝዀነ ኣየናይ እዩ፧ እቲ ናይ “ኣምላኽ” ዝዀነኸ፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 22:21 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ናይ ቄሳር ንቄሳር፡” “ናይ ኣምላኽ ንኣምላኽ”)

    • ማቴ 23:24—ቃላት የሱስ እንታይ ትርጉም እዩ ዘለዎ፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 23:24 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ቃርማ እተጻርዩ፡ ገመል ከኣ እትውሕጡ”)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 22:1-22

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 199 ¶8-9—እቲ መምህር ነቲ ተምሃራይ ንዚፈልጦም ሰባት ናብ በዓል ዝኽሪ ኺዕድሞም የተባብዖ።

ክርስትያናዊ ህይወት