ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

4-10 መስከረም

ኣስቴር 1-2

4-10 መስከረም

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ከም ኣስቴር ትሑት ክትከውን ጽዓር”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ኣስ 2:5—ብዛዕባ ማርዶካይ ንዚገልጽ ዛንታ መጽሓፍ ቅዱስ ኪድግፍ ዚኽእል እንታይ መርትዖ ኣሎ፧ (w22.11 31 ¶3-6)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ኣስ 1:13-22 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 106

  • መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧—ኣካላዊ ትርኢት፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ብዛዕባ ኣካላዊ ትርኢት ሚዛናዊ ኣርኣእያ ምሓዝ ከቢድ ኪኸውን ዚኽእል ስለምንታይ እዩ፧

    ኣብ 1 ጴጥሮስ 3:3, 4 ዚርከብ መሰረታዊ ስርዓት ብዛዕባ ርእስና ሚዛናዊ ኣርኣእያ ኽንሕዝ ኪሕግዘና ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧

  • ውድባዊ ዕማማት፦ (10 ደቒቕ) ነታ ንመስከረም እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 56 ከምኡ እውን ተወሳኺ ሓበሬታ 6ን 7ን

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 101ን ጸሎትን