ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ከም ኣስቴር ትሑት ክትከውን ጽዓር

ከም ኣስቴር ትሑት ክትከውን ጽዓር

[መእተዊ ኣስቴር ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

ኣስቴር ምልክዕቲ ሰበይቲ እያ ነይራ (ኣስ 2:7)

ውዳሰን ሽሕጣንን ንትሕትና ኣስቴር ኣየጥፈኦን (ኣስ 2:9, 15w17.01 25 ¶11፣ ia 130 ¶15)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ቃላተይን ተግባራተይን ብዛዕባ ገዛእ ርእሰይ ዘሎኒ ኣረኣእያ እንታይ ይገልጽ፧’—w17.01 25 ¶12