ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንኻልኦት ዚከኣሎም ኪገብሩ ሓግዞም

ንኻልኦት ዚከኣሎም ኪገብሩ ሓግዞም

ማርዶካይ ኣብነት ትብዓትን ተኣማንነትን እዩ ነይሩ (ኣስ 3:2-4it-2 431 ¶7)

ንሱ ንኣስቴር ምእንቲ ህዝባ ዚከኣላ ኽትገብር ሓጊዝዋ (ኣስ 4:7, 8it-2 431 ¶9)

ንሱ ንኣስቴር ተባዕ ክትከውንን ኣብ የሆዋ ኽትውከልን ኣተባቢዕዋ (ኣስ 4:12-14ia 132 ¶22-23)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ቃላተይን ተግባራተይን ኣብ ጉባኤ ንዘለዉ ዚከኣሎም ዘበለ ኺገብሩ ዚሕግዝ ድዩ፧’