ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ጽቡቕ ሓሳብ ንሓሳብ ንምልውዋጥ ዚሕግዝ ትምህርቲ

ጽቡቕ ሓሳብ ንሓሳብ ንምልውዋጥ ዚሕግዝ ትምህርቲ

ኣስቴር እትዛረበሉ ግቡእ ግዜ እያ ተጸብያ (ኣስ 7:2ia 140 ¶15-16)

ንሳ ብሜላን ብኣኽብሮትን እያ ተዛሪባ (ኣስ 7:3ia 140 ¶17)

ንሳ ብጋህድን ብቕንዕናን እያ ተዛሪባ (ኣስ 7:4ia 141 ¶18-19)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ምስ ኣባላት ስድራ ቤተይ ክዘራረብ ከለኹ ንኣብነት ኣስቴር ክቐድሖ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧’