ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንስልጣኑ ንጥቕሚ ርእሱ ኣይተጠቕመሉን

ንስልጣኑ ንጥቕሚ ርእሱ ኣይተጠቕመሉን

ማርዶካይ ዓብዪ ስልጣን ተዋሂብዋ ነይሩ (ኣስ 9:4it-2 432 ¶2)

ንሱ ንየሆዋ ንምኽባር ዓመታዊ በዓል ኣቚሙ (ኣስ 9:20-22, 26-28it-2 716 ¶5)

ንሱ ንጽቡቕ ህዝቢ ኣምላኽ እዩ ዓይዩ (ኣስ 10:3)

ሎሚ እቶም ኣብ ውድብ የሆዋ እተወሰነ ስልጣን ዘለዎም ኣሕዋት፡ ኣብነት ማርዶካይ ንምስዓብ እተኻእሎም ዘበለ ይገብሩ እዮም።—cl 101-102 ¶12-13