ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

9-15 ጥቅምቲ

እዮብ 4–5

9-15 ጥቅምቲ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ንግጉይ ሓበሬታ ተጠንቀቐሉ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • እዮ 4:4—እዮብ፡ ሎሚ ንዘለዉ ክርስትያናት እንታይ ሰናይ ኣብነት እዩ ሓዲጉ፧ (w03 15/5 22 ¶5-6)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እዮ 5:1-27 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት