ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንግጉይ ሓበሬታ ተጠንቀቐሉ

ንግጉይ ሓበሬታ ተጠንቀቐሉ

ኤሊፋዝ ብምኽንያት ዕድሚኡን ድሕረ ባይታኡን ዜተኣማምን ምንጪ ሓበሬታ ዘለዎ እዩ ዚመስል ነይሩ (እዮ 4:1it-1 713 ¶11)

ንሱ ንእዮብ ተስፋ ዜቝርጽ መልእኽቲ እተዛረቦ ብሓይሊ ኣጋንንቲ እዩ (እዮ 4:14-16w05 15/9 26 ¶2)

ኤሊፋዝ ሓቅነት ዘለዎ ዘረባ እኳ እንተ ተዛረበ፡ ኣብ ግጉይ ቦታ እዩ ተጠቒሙሉ (እዮ 4:19w10 15/2 19 ¶5-6)

እዛ ናይ ሰይጣን ዓለም፡ ጐዳኢ ዝዀነ ግጉይ ሓበሬታ ብቐጻሊ ትነዝሕ እያ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘ንዝረኽቦ ሓበሬታ ግዜ መዲበ እግምግሞ ድየ፧’—mrt 32 ¶13-17