ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

16-22 ጥቅምቲ

እዮብ 6–7

16-22 ጥቅምቲ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ህይወት ዘይጽወር ምስ ዚመስል”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • እዮ 6:29—ንኣሕዋትና ብጌጋ ምእንቲ ኸይንፈርዶም እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧ (w20.04 16 ¶10)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እዮ 6:1-21 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት