ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ህይወት ዘይጽወር ምስ ዚመስል

ህይወት ዘይጽወር ምስ ዚመስል

እዮብ ፈተና ምስ ኣጋጠሞ ንህይወቱ ምስ ግዴታዊ ሸቕሊ ኣመሳሲልዋ (እዮ 7:1w06 15/3 14 ¶10)

ጭንቁ ብዛዕባ ስምዒቱ ብጋህዲ ኽዛረብ ገይርዎ (እዮ 7:11)

ኪመውት እውን ተመንዩ (እዮ 7:16w20.12 16 ¶1)

ህይወት ዘይጽወር እንተ መሲሉካ ንልብኻ ንየሆዋ ብጸሎት ኣፍስሰሉ፣ ንሓደ ብሱል ፈታዊኻ ድማ ብዛዕባ ስምዒትካ ግለጸሉ—እዚ ናይ ፈለማ ስጕምቲ፡ እተወሰነ ዕረፍቲ ኼምጽኣልካ ይኽእል እዩ።—g 1/12 16-17