ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ብተኣማንነት እትርአ ፍቕሪ ኣምላኽ ካብ ናይ ሰይጣን ሓሶት ተዕቍበና

ብተኣማንነት እትርአ ፍቕሪ ኣምላኽ ካብ ናይ ሰይጣን ሓሶት ተዕቍበና

ሰይጣን፡ ሰባት ጠንቂ እቲ ዜጋጥሞም ሕማቕ ነገራት የሆዋ ኸም ዝዀነ ኺኣምኑ እዩ ዚደሊ (እዮ 8:4)

ንሱ ኣብ የሆዋ እምነት ይሃልወና ኣይሃልወና ብዘየገድስ፡ የሆዋ ብዛዕባና ኸም ዘይግደስ ክንሓስብ እዩ ዚደሊ (እዮ 9:20-22w15 1/7 12 ¶3)

ብተኣማንነት እትርአ ፍቕሪ የሆዋ ብሰይጣን ከይንታለልን ንጽህናና ኽንሕሉን ትሕግዘና (እዮ 10:12፣ መዝ 32:7, 10w21.11 6 ¶14)

ነዚ ፈትኖ፦ ኣብ እዋን ፈተና ምእንቲ ኽትጸንዕ፡ የሆዋ ብኸመይ ብተኣማንነት የፍቅረካ ኸም ዘሎ ኣስተብህለሉ፡ ጽሓፎ፡ ከምኡ ድማ ብተደጋጋሚ ኸልሶ።