ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ሰለስተ መገዲ ጥበብን ጥቕምታቱን
ፍጥረት ምዕዛብ (እዮ 12:7-9፣ w09 15/4 6 ¶17)
ምስ እሙናት ክርስትያናት ዕርክነት ምህናጽ (እዮ 12:12፣ w21.06 10 ¶10-12)
መለክዒታት ኣምላኽ ምምሃርን ኣብ ህይወትካ ምትግባርን (እዮ 12:16፣ it-2 1190 ¶2)
ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ምስ እሙናት ክርስትያናት ግዜ ብምሕላፈይ እንታይ ተማሂረ፧’