ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ናይ ፈለማ ምብጻሕ

ሕቶ፦ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧

ጥቕሲ፦ ኢሳ 9:6, 7 ወይ ማቴ 6:9, 10

ንዚቕጽል፦ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧

እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦

ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧

ጥቕሲ፦ መዝ 72:16 ወይ ማቴ 14:19, 20

ንዚቕጽል፦ መዓስ እያ መንግስቲ ኣምላኽ ንምድሪ እትገዝኣ፧

መዝሙር 72:16 ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦