ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛንቕሑ!ን 2021

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛንቕሑ!ን 2021

ምስቲ እቲ ዓንቀጽ ዚርከበሉ ሕታም

ሕታም መጽናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

  • ሃዋርያ ጳውሎስ፡ “ነቲ ሕጊ ምዉት ኰይነ እየ” ኺብል ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧ (ገላ. 2:19)፡ ሰነ

  • ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብዛዕባ መማጽኢ ወብሳይታት እንታይ ኣረኣእያ ኺሕዙ ይግባእ፧ ሓም.

  • “ኣብ ልዕሊ ህይወት ብጻይካ ኣይትለዓል” ዚብል ትእዛዝ ዘለዎ መልእኽቲ (ዘሌ. 19:16)፡ ታሕ.

  • ኣብ ኣጠቓቕማ መልእኽቲ ዚልእኽ ኣፕሊኬሽናት ጥንቃቐ ዜድሊ ስለምንታይ እዩ፧ መጋ.

  • የሱስ ቀቅድሚ ሙማቱ፡ ካብ መዝሙር 22:1 ዝጠቐሰ ስለምንታይ እዩ፧ ሚያ.

መጽሓፍ ቅዱስ

  • ሓደ ጥንታዊ ስነ ጽሑፍ ንመጽሓፍ ቅዱስ ዚድግፍ ብኸመይ እዩ፧ ጥሪ

ታሪኽ ህይወት

  • “ሕጂ ኣገልግሎት እፈቱ እየ!” (ቫነሳ ቪቺኒ)፡ ሚያ.

  • ንየሆዋ እናሓሰብኩ ሰጒመ (ዲያእ ያዝበክ)፡ ሰነ

  • ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ዘሕለፍክዎ ዜሐጕስ ህይወት (ጆን ኪኮት)፡ ሓም.

  • “ካብ ካልኦት ኣዝየ ብዙሕ ተማሂረ እየ!” (ሉዊ ብረን)፡ ግን.

  • ዕላማ ዘለዎ ህይወት ንምርካብ ዝገበርክዎ ጻዕሪ (ማርቲን ዊትሆልት)፡ ሕዳ.

  • የሆዋ ‘ንመገድታተይ ኣቕኒዕዎ’ (ስቲቨን ሃርዲ)፡ ለካ.

  • የሆዋ ንዚሓትተና ዘበለ ኸይንኣብዮ ተማሂርና (ካትሊን ሎጋን)፡ ጥሪ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

  • 1921—ቅድሚ ሚእቲ ዓመት፡ ጥቅ.

እተፈላለየ

  • ነነዌ ድሕሪ ግዜ ዮናስ፡ ሕዳ.

  • እዚ ዅሉ ሳላ ፍሽኽታ፡ ለካ.

  • ግብሪ ብግዜ የሱስ፡ ሰነ

  • ጳጲሮስ ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንምስራሕ ጃለቡ፡ ግን.

ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን

  • ምስ የሆዋ ዘሎካ ዕርክነት ዳግም ህነጽ፡ ጥቅ.

  • ንፉዕ መዓይይቲ ዲኻ፧ ታሕ.

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

  • ህዳእ፡ ኣብ የሆዋ እውን ተወከል፡ ጥሪ

  • ሕያውነት የሆዋ “ጥዓሙ”—ብኸመይ፧ ነሓ.

  • ምስ የሆዋ እንተ ዄንካ፡ ከቶ በይንኻ ኣይኰንካን፡ ሰነ

  • “ርእሲ ሰበይቲ ኸኣ ሰብኣይ፡” ለካ.

  • “ርእሲ ሰብኣይ ዘበለ ክርስቶስ፡” ለካ.

  • ሰላም ደኣ ኣስፍን እምበር፡ ኣይትተሃላለኽ፡ ሓም.

  • ሰብካ ንየሆዋ ምስ ዚሓድጎ፡ መስ.

  • “ቅዱሳት ኩኑ፡” ታሕ.

  • በቲ ዘሎካ ፍሉይ መሰላት ተሓጐስ፡ ነሓ.

  • ብናይ ርእስኻ ዕቤት ተሓጐስ! ሓም.

  • ብዕድመ ንዝደፍኡ እሙናት ነኽብሮም፡ መስ.

  • ብዛዕባ ኣገልግሎትካ ኣወንታዊ ኣረኣእያ ሓዝ፡ ግን.

  • ብየሱስ ክትዕንቀፍ ዲኻ፧ ግን.

  • ነቲ “ብምሕረት ሃብታም” ዝዀነ ኣምላኽ ኢና እነገልግል፡ ጥቅ.

  • ነቲ ኣብ ጉባኤ ዘሎ ስርዓት ርእስነት ተረድኣዮ፡ ለካ.

  • ናይ ሓቂ ንስሓ እንታይ እዩ፧ ጥቅ.

  • ንሓቂ ብጽኑዕ እምነት ሓዛ፡ ጥቅ.

  • ንሓይሊ መንእሰያት ኣኽቢርና ንርኣዮ፡ መስ.

  • ንመንፈሳውያን ስድራ ቤትካ ቕረቦም፡ መስ.

  • ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ጥሙቓት ደቀ መዛሙርቲ ኪዀኑ ሓግዞም፡ ሰነ

  • ንተጻዋርነት የሆዋ ቕድሓዮ፡ ሓም.

  • ን“ንኣሽቱ” ኣይትዓንቅፍ፡ ሰነ

  • “ንዅሎም ኣህዛብ . . . ከናውጾም እየ፡” መስ.

  • ንየሆዋ ኽትጽበዮ ፍቓደኛ ዲኻ፧ ነሓ.

  • ንጻድቕ ዜዐንቅፎ የልቦን፡ ግን.

  • ‘ኣስኣሰሩ ስዓብ፡’ ሚያ.

  • ኣብ ስድራ ቤት የሆዋ ንዘሎካ ቦታ ኣኽቢርካ ርአ፡ ነሓ.

  • ኣብ ጉባኤ ዘለኹም ኵላትኩም፡ ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ናብ ጥምቀት ኪዓብዩ ሓግዝዎም፡ መጋ.

  • ኣብ ፈጣሪ ዘሎካ እምነት ኣደልድል፡ ነሓ.

  • ኣቱም ሓደስቲ ሰብ ሓዳር፡ ንኣገልግሎት የሆዋ ኣብ ህይወትኩም ኣተኵሩሉ፡ ሕዳ.

  • ኣቱም መንእሰያት፡ ካልኦት ምእንቲ ኺኣምኑኹም እንታይ ክትገብሩ ትኽእሉ፧ መጋ.

  • ኣይትሰልኪ! ጥቅ.

  • እምነትካ ኽሳዕ ክንደይ እያ ድልድልቲ ኽትከውን፧ ሕዳ.

  • ካብ ልቢ ንፋቐር፡ ጥሪ

  • ካብ መፈንጠራ ሰይጣን ከተምልጥ ትኽእል ኢኻ! ሰነ

  • ካብ ቅዱሳት ጽሑፋት ብኸመይ ብርታዐ ትረክብ፧ መጋ.

  • ካብ ዘሌዋውያን ብዛዕባ ኣተሓሕዛ ሰብ እንረኽቦ ትምህርቲ፡ ታሕ.

  • ካብተን ካልኦት ኣባጊዕ ዝዀኑ ብዙሓት ህዝቢ ንኣምላኽን ንክርስቶስን ይውድስዎም፡ ጥሪ

  • ካብተን የሱስ እተዛረበን ናይ መወዳእታ ቓላት እንምሃሮ ትምህርቲ፡ ሚያ.

  • ካብቲ “የሱስ ዜፍቅሮ ወደ መዝሙር” ዚርከብ ትምህርቲ፡ ጥሪ

  • ወትሩ ነቲ በጃ ኣማስወሉ፡ ሚያ.

  • ወትሩ ንሓድሕድና ብተኣማንነት ንፋቐር፡ ሕዳ.

  • ወትሩ “ንዕኡ ስምዕዎ፡” ታሕ.

  • የሆዋ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሪ ንዓኻ እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧ ሕዳ.

  • የሆዋ ኣኽቢሩ እዩ ዚርእየካ! ሚያ.

  • የሆዋ ኺሕልወካ እዩ—ብኸመይ፧ መጋ.

  • የሆዋ ኼበርትዓካ እዩ፡ ግን.

  • ደቀ መዛሙርቲ ኣብ ምግባር ክትሕግዝ ትኽእልዶ፧ ሓም.

  • ድምጺ እቲ ሕያዋይ ጓሳ ስማዕ፡ ታሕ.

  • ፈተናታት እናተጻወርና ብኸመይ ሓጐስና ንዕቅብ፧ ለካ.

  • ፍቕሪ ንጽልኢ ኽንጻወር ትሕግዘና፡ መጋ.

ሕታም ህዝቢ ግምቢ ዘብዐኛ

  • ውሑስ መጻኢ—ብኸመይ ክትረክብ ትኽእል፧ ቍ. 3

  • ዝሓሸት ዓለም ቀሪባ እያ፡ ቍ. 2

  • ጸሎት ብሓቂ ጥቕሚ ኣለዎዶ፧ ቍ. 1

ንቕሑ!

  • ብፈጣሪ ኽትኣምን ኣሎካዶ፧—ባዕልኻ ወስን፡ ቍ. 3

  • ተክኖሎጂ ጐይታኻ ድዩ ወይስ ኣገልጋሊኻ፧ ቍ. 2

  • ንህይወትና ዚጠቅምን ሓጐስ ዜምጽእን ጥበብ፡ ቍ. 1