ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ፖስተር፦ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር ኢኻ

ፖስተር፦ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር ኢኻ

እዚ ፖስተር እዚ፡ ንየሆዋ ተፍቅሮ እንተ ዄንካ፡ ካብ ሰብ እተፈለኻ ምዃን ኣብ ቅድሚኡ ኽቡር ከም ዚገብረካ የዘኻኽረካ!

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

ዓርኪ የሆዋ ኹን

ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር ኢኻ

ዞዊ ኸም የሱስ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽብርቲ ኽትከውን ከም እትኽእል ተማሂራ።

ንጥፈታት ዓርኪ የሆዋ ኹን

ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር ኢኻ

ዞዊ ንየሱስ ብምምሳል ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽብርቲ ኽትከውን ከም እትኽእል ተማሂራ። ንስኻኸ፧

ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ

ንጥፈታት ንቘልዑ

በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ንጥፈታት ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም።