ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ (መሐበሪ መጽናዕቲ)

ኣምላኽ ዚቕበሎ ኣምልኾ (2ይ ክፋል)

እዚ መሐበሪ መጽናዕቲ እዚ፡ ኣብ ምዕራፍ 15 እታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ እተመስረተ እዩ።

ብኣምላኽ ምእማን ጥራይ እኹል ድዩ ወይስ ካብ ኣምለኽቱ ዝያዳ እዩ ዚደሊ፧