ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ (መሐበሪ መጽናዕቲ)

ኣብ ጐድኒ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ቑም (2ይ ክፋል)

እዚ መሐበሪ መጽናዕቲ እዚ፡ ኣብ ምዕራፍ 16 እታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ እተመስረተ እዩ።

ክርስትያናት ንኻልኦት ኣገዲዶም እምነቶም ኬቐይርዎም ይግባእዶ፧ ብዛዕባ እቲ እትኣምነሉ ነገራት ብሜላ ኽትገልጽ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧