ግምቢ ዘብዐኛ ሓምለ 2010 ገበር ንኣምላኽ ብስሙ ኽትፈልጦ ትኽእልዶ፧ ገበር ስም ኣምላኽ ምፍላጥ እንታይ የጠቓልል፧ ገበር ንኣምላኽ ብስሙ ምፍላጥ በዳሂ ዝዀነሉ ምኽንያት ትፈልጥዶ፧ ንዝሓመመ ፈታዊኻ እትሕግዘሉ መገድታት ብጸሎት ኣቢላ ልባ ናብ ኣምላኽ ኣፍሰሰት ካብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ንኽትጥቀም ዚሕግዝ ሸውዓተ ነጥብታት የሱስ ኣብ ፖለቲካ ዘይኣተወ ስለምንታይ እዩ፧ ኣብ ምዝርጋሕ መጽሓፍ ቅዱስ ግደ ዝነበሮ ኣሕታሚ ኣምላኽ መጀመርታ ኣለዎዶ፧ ኣብ ጽቡቕ የተኵር እሙናት ኣዕሩኽ ብኸመይ ከም እትረክብ