ግምቢ ዘብዐኛ ሚያዝያ 2011 ገበር የሱስ ክርስቶስ ብሓቂ መን እዩ፧ ገበር የሱስ ካበይ ከም ዝመጸ ገበር የሱስ እንታይ ከም ዝገበረ ገበር የሱስ ስለምንታይ ከም ዝሞተ ትፈልጥዶ፧ “አሚነ አሎኹ” ኣምላኽ ንምድሪ ዘለዎ ዕላማ እንታይ እዩ፧ ካብ ኵሉ ንላዕሊ ፍትሒ እተረግጸሉ ቤት ፍርዲ ኣረጋውያን ናብ ንእስነቶም ዚምለሱሉ እዋን ንደቅኻ ምሃሮም በይንኻ ዝዀንካሉን ዝፈራህካሉን እዋን ኣሎዶ፧ መጽሓፍ ቅዱስ ንህይወት ሰባት ይቕይር ገሃነም፡ ሰባት ብሓዊ ዚሳቐዩሉ ቦታ ድዩ፧