ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ጥሪ 2013

ፈትዮም ይመጹ ኖርወይ

ንሓንቲ ስድራ ቤት ዘይተሓስበ ሕቶ ምስ ኣጋጠማ፡ ኣብቲ ዝያዳ ኣስፋሕቲ ዜድልዩሉ ቦታ ንኽትግዕዝ ዝወሰነት ብኸመይ እያ፧

ትባዕ—የሆዋ ምሳኻ እዩ!

ካብቶም እምነትን ትብዓትን ብምርኣይ ኣብነት ዝገደፉልና እያሱን ዮያዳን ዳንኤልን ካልኦት ሰባትን ክትጥቀም ትኽእል ኢኻ።

ዝዀነ ይኹን ነገር ካብ የሆዋ ኼርሕቐካ ኣይትፍቀድ!

ብዛዕባ ስራሕን መዘናግዕን ስድራ ቤትን ብኸመይ ጽቡቕ ምርጫ ኽንገብር ከም እንኽእል መርምር።

ወትሩ ንየሆዋ ቕረቦ

ንኤልክትሮኒካዊ መሳርሒ፡ ንጥዕና፡ ንገንዘብ፡ ከምኡውን ንሓበን ብሚዛናዊ መገዲ እናሓዝና ናብ የሆዋ ኽንቀርብ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

ከይተጠዓስካ ምግልጋል

ሃዋርያ ጳውሎስ ከቢድ ጌጋታትን ጽቡቕ ምርጫታትን ገይሩ እዩ። ካብቲ ዝገደፎ ኣብነት እንታይ ክንመሃር ንኽእል፧

ክርስትያን ሽማግለታት—‘ምእንቲ ኽንሕጐስ ሓቢሮምና ዚዓይዩ’

ሽማግለታት ንኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኽ ሕጉሳት ኪዀኑ ኪሕግዝዎም ዚኽእሉ በየናይ መገድታት እዮም፧

ጽቡቕ ምድላው እተገብረሉ ወፈራ፡ ፍረ ኣፍርዩ

ኣብ ቺለ እትነብር ጓል 10 ዓመት ቈልዓ ንዅሎም እቶም ቋንቋ ማፑዱንጉን ዚዛረቡ ኣብ ቤት ትምህርታ ዚርከቡ ሰባት፡ ናብ ሓደ ፍሉይ ኣጋጣሚ ንኽትዕድሞም እንታይ ጻዕሪ ኸም ዝገበረት ኣንብብ።