ንቕሑ! ለካቲት 2015 | መጽሓፍ ቅዱስ ሎሚ እውን ይዓዪ ድዩ፧

ልክዕ ከምቲ እተጻሕፈሉ እዋን፡ ሎሚ እውን ከም ዚዓዪ ዜርኢ ኣርባዕተ ስርዓታት መርምር።

ገበር

መጽሓፍ ቅዱስ ሎሚ እውን ይዓዪ ድዩ፧

ሂልተን ካብ ቤት ኪወጽእ ከሎ፡ ወለዱ ብእኡ ተስፋ ቘሪጾም ነበሩ። ድሕሪ 12 ዓመት ምስ ተመልሰ ግና፡ ምሉእ ብምሉእ ስለ እተቐየረ፡ በቲ ዝረኣይዎ ኺኣምኑ ኣይከኣሉን። እንታይ እዩ ኣጋጢሙ፧

ገበር

ንዅሉ ዚጠቅምን ግዜ ዘይሓልፎን ስርዓታት—ሓቀኛነት

ራኬል ጉቦ ብምቕባል ብዙሕ ገንዘብ ክትረክብ ትኽእል እኳ እንተ ነበረት፡ ነቲ ጉቦ ብምንጻግ ካብ ገንዘብ ዚበልጽ ነገር ዝረኸበት ኰይኑ እዩ ዚስምዓ።

ገበር

ንዅሉ ዚጠቅምን ግዜ ዘይሓልፎን ስርዓታት—ርእሰ ግትኣት

ሓደ ካስዩስ ዝስሙ ሰብኣይ፡ ንሓርቖቱ ንኺቈጻጸሮ ዝሓገዞ እንታይ እዩ፧

ገበር

ንዅሉ ዚጠቅምን ግዜ ዘይሓልፎን ስርዓታት—ተኣማንነት

ሓንቲ ሰበይቲ ብዙሕ መከራ ምስ ኣሕለፈት፡ ንሰብኣያ እምንቲ ኽትከውን ከም ዘለዋ ተማህረት። ሓዳራ ኻብ ምብትታን ይድሕንዶ ይኸውን፧

ገበር

ንዅሉ ዚጠቅምን ግዜ ዘይሓልፎን ስርዓታት—ፍቕሪ

መጽሓፍ ቅዱስ መብዛሕትኡ ሳዕ ብዛዕባ ፍቕሪ ኺገልጽ ከሎ፡ ምስ ኣንጻር ጾታ ወይ ምስ ጾታዊ ርክብ ብዚተሓሓዝ ኣይኰነን።

ካብ ከባቢ ዓለም

ጥዕና ኣትኵሮ ኣብ ጥዕና

ኣብ ቀረባ እዋን እተረኽበ ዜና፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ጥዕና ዚብሎ ነገራት ልክዕ ምዃኑ ዚሕብር እዩ።

እተዕቍብ ጥበብ

ትርጕም እታ፡ “ሃብታም ብገንዘቡ ንህይወቱ ይብጀዋ፡ ድኻ ግና ዜፈራርሆ የብሉን” እትብል ምሳሌ እንታይ እዩ፧

ንስድራ ቤት

ውሉድካ ብዛዕባ ሞት ኪሓትት ከሎ

ንሕቶታቶም ንኽትምልሰሎምን ንሞት ዜፍቅርዎ ሰብ ብኸመይ ከም ዚኽእልዎ ንኽትነግሮምን ኪሕግዘካ ዚኽእል ኣርባዕተ ነጥብታት።

ቃለ መጠይቕ

ሓደ ኻህን ንቤተ ክርስትያኑ ዝሓደገሉ ምኽንያት

ኣንቶንዮ ደላ ጋታ ናብ ኣምላኽ ንኪቐርብ ብዛዕባ ዝገበሮ መንፈሳዊ ጕዕዞ ኣንብብ።

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

መሲሕ

እቲ መሲሕ፡ ግዲኡ ቕድሚ ምፍጻሙ ኸም ዚመውት ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብትንቢት ተገሊጹ ኸም ዘሎ ትፈልጥዶ፧

ተነዲፉ ድዩ፧

ጫፉ ንላዕሊ እተዓጽፈ ኣኽናፍ ኣዕዋፍ

መሃንድሳት ነፈርቲ ነዚ ንድፊ እዚ ብምቕዳሕ፡ ኣብ ውሽጢ ሓንቲ ዓመት፡ 7,600 ሚልዮን ሊትሮ ነዳዲ ኪቝጥቡ ኽኢሎም እዮም።

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ንማሕበራዊ መራኸቢታት ተጠንቀቐሉ

ምስ መሓዙትካ ብኢንተርነት ክትራኸብ ከለኻ፡ ካብ ሓደጋታት ተጠንቀቕ።