ግምቢ ዘብዐኛ መጋቢት 2015 | የሱስ የድሕን—ካብ ምንታይ፧

ካብ ድያብሎስ ድዩ ወይስ ካብ ቍጥዓ ኣምላኽ ወይስ ካልእ እዩ ዜድሕነና፧

ገበር

ክንድሕን ዜድልየና ስለምንታይ እዩ፧

ሓደ ፈቃር ኣምላኽ ንዘለኣለም ናይ ምንባር ድሌት ሂቡ ፈጢሩና ኼብቅዕ፡ እቲ ድሌት እቲ ኸም ዘይፍጸም ይገብርዶ፧

ገበር

ሞትን ትንሳኤን የሱስ—ንዓኻ እንታይ ትርጕም ኣለዎ፧

ሞት ሓደ ሰብኣይ ንብዙሓት ሰባት ብኸመይ ህይወት ኬምጽኣሎም ከም ዚኽእል ይገልጽ፡ ሽዱሽተ መሰረታዊ ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣሎ።

ገበር

ሞት የሱስ ኪብዓል እዩ—ኣበይን መዓስን፧

ብ2015፡ ዝኽሪ ሞት የሱስ ዚብዓለሉ ዕለት፡ ዓርቢ 3 ሚያዝያ፡ ጸሓይ ድሕሪ ምዕራባ እዩ ዚውዕል።

ሕቶታት ኣንበብትና

በዓል ትንሳኤ ብሓቂ ክርስትያናዊ በዓል ድዩ፧

ምሁራት ታሪኽ ብዛዕባ እዚ ህቡብ በዓል እዚ እንታይ ይብሉ፧

ታሪኽ ህይወት

ኻይሮ ብኣዒንቱ ንኣምላኽ የገልግል

ኻይሮ ኣዝዩ ኸቢድ ዝዓይነቱ ናይ ሓንጎል መልመስቲ እኳ እንተ ኣለዎ፡ ዜሐጕስን ትርጕም ዘለዎን ህይወት ይነብር ኣሎ።

ትፈልጥዶ፧

ሮማዊ ዜግነት ንሃዋርያ ጳውሎስ ዝጠቐሞ ብኸመይ እዩ፧ ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ጓሶት ውዕለቶም ዚኽፈሉ ዝነበሩ ብኸመይ እዮም፧

ንንጉስ ዚኸውን ገጸ በረኸት

እዚ ዓይነት መሸጣ እዚ ሎሚ ኣዝዩ ልሙድ እኳ እንተ ዀነ፡ ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ግና ገሊኡ ኸም ወርቂ ዚኸብር እዩ ነይሩ።

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ሞት የሱስ ኣብ ዚብዓለሉ በዓል፡ ካብቲ ቕጫን ወይንን ኪካፈል ዘለዎ መን እዩ፧