ንቕሑ! ሰነ 2015 | ጥዕናኻ ኣመሓይሽ—5 ሎሚ ኽትገብሮ እትኽእል ነገር

እቲ እትወስዶ ስጕምቲ፡ ቀልጢፉ ሕማም ንኸይሕዘካ፡ ሕሉፍ ሓሊፉ እውን ፈጺሙ ንኸይሕዘካ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ።

ገበር

ጥዕናኻ እተመሓይሸሉ መገድታት

ዝሓሸ ጥዕና ንኺህልወካ ኺሕግዘካ ዚኽእል ሓሙሽተ ነገራት።

ንስድራ ቤት

ንቓል ኪዳንካ ብኸመይ ከም እተደልድሎ

ቃል ኪዳን፡ ምስ ሓዳር ኣሲሩ ዚሕዘካ መቝሕ ድዩ፡ ወይስ ንሓዳርካ ነቕ ከም ዘይብል ዚገብሮ መልህቕ፧

ከመይ ይመስል ነበረ፧

ጋሊለዮ

ብ1992 ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ጆን ፖል ካልኣይ፡ ብዛዕባ ቤተ ክርስትያን ካቶሊክን ንጋሊለዮ ዝሓዘትሉ መገድን ዚገልጽ ዜገርም ነገር ተዛሪቦም ነይሮም።

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ዝሙት

ሓዳር ብሰንኪ ዝሙት ኪፈርስ ይኽእል ድዩ፧

ሕንጻይ ዓሳ—ሑጻ ዚሰርሕ ማሽን

ንመርጀን ዚጠቅም ኣዝዩ ፍሉይን ኣገዳስን ዕዮ ይዓዪ እዩ።

ካብ ከባቢ ዓለም

ኣትኵሮ ኣብ ኣከባቢ

“ደቂ ሰብ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኣከባቢ ዚወርድ ዘሎ ጕድኣት ደው ኬብልዎ ዘይከኣሉ ስለምንታይ እዮም፧” ዚብል ሕቶ ኸም ዚልዓል ዚገብር እዋናዊ ዜና።