ግምቢ ዘብዐኛ ሰነ 2015 | መጽሓፍ ቅዱስ ብስነ ፍልጠት ተተኪኡ ድዩ፧

ንሓድሕዱ ዚወዳደሩ ድዩ ወይስ ዚደጋገፍ፧

ገበር

ስነ ፍልጠት ንህይወትካ ብኸመይ ይጸልዎ፧

“ኣንጻር ህላወ ኣምላኽ ዝዀነ ስነ ፍልጠታዊ መርትዖ” እንታይ እዩ፧

ገበር

ስነ ፍልጠት ናይ ገዛእ ርእሱ ድሩትነት ኣለዎ

ካርል ሳጋን፡ ኣብ ሓቅታት ታሪኽ ስነ ፍልጠት ተመርኲሱ፡ “ሓደ ኣእምሮኣዊ ብልሒ ዘለዎ ሰብ እውን እንተ ዀነ ዓብዪ ጌጋ ኺገብር ይኽእል እዩ” ኢሉ ንኺጽሕፍ ተደሪኹ እዩ።

ንግዜ እርጋን ብኸመይ ክትሕጐሰሉ ትኽእል፧

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመርኰሰ ሽዱሽተ ምኽርታት፡ ንግዜ እርጋን ንኽትሕጐሰሉን ነዚ ሓድሽ መድረኽ ህይወት ንኽትለምዶን ኪሕግዘካ እዩ።

ታሪኽ ህይወት

ንሸውዓተ ወለዶ ዝቐጸለ ውርሻ

ኬቨን ዊልያምስ ስድራ ቤቱ ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ዝዀነ የሆዋ ንምግልጋል ብዛዕባ ዘርኣየቶ ቕንኣት ዚገልጽ መሳጢ ታሪኽ የዘንቱ።

እቲ ጸረ ክርስቶስ መን እዩ፧

ኣብ መጻኢ ድዩ ኪቕልቀል ወይስ ድሮ ኣብዚ ግዜና ዘሎ እዩ፧

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ሓላፍነት ዚስምዖም ውሉዳት ከተዕቢ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧