ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ሓምለ 2016

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 29 ነሓሰ ኽሳዕ 25 መስከረም 2016 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ፈትዮም ይመጹ—ጋና

ናብቲ ዝያዳ ወንጌላውያን ዜድልዩሉ ቦታ ኸይዶም ኬልግሉ ዚመርጹ ኣስፋሕቲ ብዙሕ ብድሆታት ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብዙሕ በረኸት እውን ይረኽቡ እዮም።

ስጋዊ ነገራት ዘይኰነስ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ድለ

የሱስ ንስጋዊ ባህግታትና ስለምንታይ ክንቈጻጸሮ ኸም ዘሎና ገሊጹ።

ስለምንታይ ኢና ‘ኽንነቅሕ’ ዘሎና፧

እንተ ዘይተጠንቂቕና፡ ሰለስተ ኣሉታዊ ጽልዋ ንንቕሓትና ኼዳኽሞ ይኽእል እዩ።

“ኣይትፍራህ። ክረድኣካ እየ”

የሆዋ ብግዜ ጭንቂ እሙን ፈታዊ ምዃኑ ኣርእዩ እዩ።

ነቲ እተቐበልካዮ ጸጋ ኣምላኽ ኣማስወሉ

ዝዓበየ መግለጺ እቲ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዝገበረሎም ጸጋኡ እንታይ እዩ፧

ብስራት ጸጋ ኣበስር

‘ብስራት መንግስቲ፡’ ጸጋ ኣምላኽ ዜጕልሕ ብኸመይ እዩ፧

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

እቲ ኣብ ህዝቅኤል ምዕራፍ 37 ተጠቒሱ ዘሎ ኽልተ ዕንጨይቲ ብሓደ ምልጋቡ እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧