ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ታሕሳስ 2017

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 29 ጥሪ ኽሳዕ 25 ለካቲት 2018 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

“ከም ዚትንስእሲ፡ እፈልጥ እየ”

ኣብ መጻኢ ትንሳኤ ኸም ዚኸውን ርግጸኛታት ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

“ኣብ ኣምላኽ ተስፋ ኣሎኒ”

ትንሳኤ ሓደ ኻብቲ ቐንዲ ክርስትያናዊ እምነታትና ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

ትዝክሮዶ፧

ነቲ ኣብዚ ቐረባ እዋን ዝወጸ ሕታማት ግምቢ ዘብዐኛ ብጥንቃቐ ኣንቢብካዮዶ፧ እስከ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ክትምልሶ ትኽእል እንተ ዄንካ ርአ።

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ኣብ ጥንታዊት እስራኤል፡ እቲ ናብ መሲሕ ዚመርሕ መስመር ወለዶ ምስ መሰል ብዅርና ምትእስሳር ነይርዎ ድዩ፧

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ክርስትያናት ነቲ ሉፕ ዚብሃል ኣብ ውሽጢ ማሕጸን ዚቕመጥ መከላኸሊ ጥንሲ (IUD) ምስ ቅዱሳት ጽሑፋት ዘይጋጮ መከላኸሊ ጥንሲ ኸም ዝዀነ ገይሮም ኪርእይዎ ይኽእሉ ድዮም፧

ኣቱም ወለዲ፡ ንውሉዳትኩም ‘ንድሕነት ኪልብሙ’ ሓግዝዎም

ብዙሓት ወለዲ፡ ውሉዳቶም ህይወቶም ኪውፍዩን ኪጥመቑን ምስ ዚደልዩ፡ ይሻቐሉ እዮም። ውሉዶም ውጽኢታዊ ብዝዀነ መገዲ ንድሕነት ኪዓቢ ኺሕግዝዎ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧

ኣቱም መንእሰያት፡ “ድሕነትኩም ፈጽሙ”

ጥምቀት ኣርዚንካ ዚርአ ስጕምቲ እዩ፣ ይኹን እምበር፡ መንእሰያት ኪፈርሁ ወይ ድሕር ምሕር ኪብሉ የብሎምን።

ታሪኽ ህይወት

ንዅሉ ሓዲገ ንክርስቶስ ስዒበ

ፌሊክስ ፋሃርዶ፡ ወደ መዝሙር ክርስቶስ ኪኸውን ውሳነ ኺገብር ከሎ ወዲ 16 ዓመት እዩ ነይሩ። ድሕሪ 70 ዓመት እውን እንተ ዀነ፡ ንመሪሕነት ጐይታ ብምስዓቡ ጣዕሳ ኣይስምዖን እዩ።

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2017

እዚ ዝርዝር እዚ፡ ኣብ ናይ 2017 ግምቢ ዘብዐኛ ዝወጸ እተፈላለየ ዓንቀጻት ክትረክብ ኪሕግዘካ እዩ።