ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ነሓሰ 2018

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 1-28 ጥቅምቲ 2018 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ቅኑዕ ሓበሬታ ኣሎካ ድዩ፧

ንዝዀነ ይኹን ሓበሬታ ቕኑዕ እንተ ዀይኑ ብልክዕ ክንምርምሮ ዚሕግዘና ሰለስተ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧

ብደጋዊ ትርኢት ኣይትፍረድ

ንኻልኦት ኣዒንቲ ብዚርእያኦ ምፍራድ ዘይጥበባዊ ኸም ዝዀነ ዜርኢ ሰለስተ ነገር ተምሃር።

ታሪኽ ህይወት

ኣእዳወይ ከየውርድ ቈሪጸ እየ

ብዛዕባ እቲ ማክሲም ዳንየልየኮ ኣብ ሚስዮናዊ ኣገልግሎት ን68 ዓመት ዘሕለፎ ዜሐጕስ ተመክሮ ፍለጥ።

ለጋሳት ሕጉሳት እዮም

ልግሲ ምስ ሓጐስና ብኸመይ እዩ ዚተሓሓዝ፧

መዓልቲ መዓልቲ ምስ የሆዋ ዕየ

መዓይይቲ የሆዋ ኽንከውን እንኽእል በየናይ ሓሙሽተ መገዲ ኢና፧

ዓቕሊ—ብዕላማ ምጽዋር

ዓቕሊ እንታይ ማለት ምዃናን ብኸመይ ከም እትዅስኵሳን ከምኡ እዋን ዓቕሊ ምግባር ዘለዎ ጥቕሚ ተምሃር።

ካብ መዛግብትና

ዘርኢ መንግስቲ ኣምላኽ ንፈለማ ግዜ ኣብ ፖርቱጋል ብኸመይ ከም እተዘርአ

እቶም ኣብ ፖርቱጋል ዝነበሩ ቐዳሞት ሰበኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ንዘጋጠሞም ዕንቅፋታት ብኸመይ ሰጊሮምዎ፧