ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ታሕሳስ 2018

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 4 ለካቲት ክሳዕ 3 መጋቢት 2019 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

“ኣብ ገነት የራኽበና!”

ገነት እትብል ቃል ንዓኻ እንታይ ትርጉም ኣለዋ፧ ኣብ ገነት ክትኣቱ ተስፋ ትገብር ዲኻ፧

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ኣብ 2 ቈረንቶስ 12:2 ተጠቒሱ ዘሎ “ሳልሳይ ሰማይ” እንታይ የመልክት፧

ትዝክሮዶ፧

ነቲ ኣብዚ ቐረባ እዋን ዝወጸ ሕታማት ግምቢ ዘብዐኛ ኣንቢብካዮዶ፧ እንታይ ከም እትዝክር እስከ ርአ።

“ነቲ ኣምላኽ ዝጸመዶ” ኣኽብሮ

ሓደ ክርስትያን እንታይ ቅዱስ ጽሑፋዊ መሰረት እንተ ኣልይዎ ጥራይ እዩ ተፋቲሑ ዳግም ኪምርዖ ዚኽእል፧

‘የሆዋ ጽቡቕ ገይሩልና እዩ’

ታሪኽ ህይወት ዣን-ማሪ ቦካርት ኣንብብ። ንሱን ብዓልቲ ቤቱ ዳንየለን ንልዕሊ 50 ዓመት ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዚርከብ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር ኣገልጊሎም እዮም።

ኣቱም መንእሰያት፡ ፈጣሪኹም ክትሕጐሱ ይደሊ እዩ

መንእሰያት ኣብ ህይወቶም ሓጐስን ኣሳልጦን ንምርካብ እንታይ ይሕግዞም፧

ኣቱም መንእሰያት፡ ዜዕግብ ህይወት ኪህልወኩም ይኽእል እዩ

ኣብ መዝሙር 16 ዘሎ ቓላት፡ መንእሰያት ሕጅን ኣብ መጻእን ዜዕግብ ህይወት ኪህልዎም ዚሕግዞም ብኸመይ እዩ፧

“ጻድቕ ብየሆዋ ኺሕጐስ . . . እዩ”

ዜጕሂ ዅነታት እኳ እናኣጋጠመና፡ ከመይ ጌርና ሓጐስና ኽንዕቅብ ንኽእል፧

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛንቕሑ!ን 2018

መሐበሪ ርእሰ ነገር ኵሉ እቲ ኣብ 2018 ኣብ ግምቢ ዘብዐኛንቕሑ!ን እተሓትመ ዓንቀጻት።