ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ጥሪ 2019

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 4 መጋቢት ክሳዕ 7 ሚያዝያ 2019 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ

“ኣነ ኣምላኽካ እየ እሞ፡ ኣይትጨነቕ”

ፈተናታት እናኣጋጠመና ኽነሱ፡ ሃዲእና ኽንነብር ዜኽእለና ሰለስተ ምኽንያታት ርአ።

ንየሆዋ ኣብ ጉባኤ ወድሶ

ኣብ ኣኼባታት ሓሳብ ምሃብ ይኸብደካ ድዩ፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ ንፍርህኻ ኸተለልዮን ከተሰንፎን ክትሕግዘካ እያ።

ንልብኻ ብኸመይ ትሕልዎ፧

ብኸመይ እዩ ሰይጣን ንልብና ኼበላሽዎ ዚጽዕር፧ ንሕናኸ ብኸመይ ኢና ኽንሕልዎ እንኽእል፧

ሓደ ቐሊል ድራር ብዛዕባ ሓደ ሰማያዊ ንጉስ እንታይ ይምህረና፧

በዓል ዝኽሪ ብዛዕባ ትሕትናን ትብዓትን ፍቕርን የሱስ እንታይ ይምህረና፧

ኣብ ኣኼባታት ምእካብና ብዛዕባና እንታይ ይብል፧

ኣብ ኣኼባታት ጉባኤ ምእካብና፡ ፍቕርን ትሕትናን ትብዓትን ከም ዘሎና ዜርኢ ብኸመይ እዩ፧

ሓድሽ ኣባል ኣመሓዳሪ ኣካል

ብዛዕባ ድሕረ ባይታ ከነት ኩክ ጁንየር ፍለጥ።