ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ለካቲት 2019

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 8 ሚያዝያ ኽሳዕ 5 ግንቦት 2019 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ

ንጽህናኻ ሓሉ!

ንጽህና ምሕላው ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ ከመይ ጌርናኸ ንጽህናና ኽንሕሉ ንኽእል፧

ዓቕሊ ድለ እሞ ንየሆዋ ባህ ኣብሎ

ሙሴን የሱስን ዓቃላት ብምዃን ዝመጸ ጽቡቕ ኣብነት ዝሓደጉ ብኸመይ እዮም፧ ዓቃል ምዃን እንታይ ጥቕምታት ኣለዎ፧

ሞሳና ኽንገልጽ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧

ሞሳና ብዛዕባ ምግላጽ፡ ካብ የሆዋን ካብ የሱስን ካብቲ ድዉይ ሳምራውን እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧

ፍቕርን ፍትሕን—ኣብ ጥንታዊት እስራኤል

ኣብ ሕጊ ሙሴ፡ እቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ፍቕርን ፍትሕን ዘለዎ ኣረኣእያ ብኸመይ ተገሊጹ ኣሎ፧

ታሪኽ ህይወት

ሳላ እቲ ሃብታም ክርስትያናዊ ውርሻይ ህይወተይ ለምሊሙ

ታሪኽ ህይወት እቲ ንየሆዋ ኣስታት 80 ዓመት ዘገልገለ ዉድዎርዝ ሚልስ ኣንብብ።

ትፈልጥዶ፧

ምኵራብ ብኸመይ ጀሚሩ፧