ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ታሕሳስ 2020

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 1-28 ለካቲት 2021 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

እቲ ሃዋርያ ጳውሎስ ኣብ 1 ቈረንቶስ 15:29 እተዛረቦ ቓላት፡ ኣብቲ ግዜ እቲ ገሊኦም ክርስትያናት ኣብ ክንዲ ምዉታት ይጥመቑ ኸም ዝነበሩ ዚሕብር ድዩ፧

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ምሳሌ 24:16፡ “ጻድቕሲ ሸውዓተ ሳዕ ይወድቕ እሞ መሊሱ ይትንስእ” ትብል። እዛ ፍቕዲ እዚኣስ ብተደጋጋሚ ኣብ ሓጢኣት ንዚወድቕ እሞ ኣምላኽ ይቕረ ንዚብለሉ ሰብ ድያ እተመልክት፧