ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ለካቲት 2021 እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 5 ሚያዝያ–2 ግንቦት 2021 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ። “ርእሲ ሰብኣይ ዘበለ ክርስቶስ” “ርእሲ ሰበይቲ ኸኣ ሰብኣይ” ነቲ ኣብ ጉባኤ ዘሎ ስርዓት ርእስነት ተረድኣዮ ታሪኽ ህይወት የሆዋ ‘ንመገድታተይ ኣቕኒዕዎ’ እዚ ዅሉ ሳላ ፍሽኽታ ፈተናታት እናተጻወርና ብኸመይ ሓጐስና ንዕቅብ፧