ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ መጋቢት 2021 እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 3 ግንቦት–6 ሰነ 2021 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ። ኣቱም መንእሰያት፡ ካልኦት ምእንቲ ኺኣምኑኹም እንታይ ክትገብሩ ትኽእሉ፧ ኣብ ጉባኤ ዘለኹም ኵላትኩም፡ ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ናብ ጥምቀት ኪዓብዩ ሓግዝዎም ካብ ቅዱሳት ጽሑፋት ብኸመይ ብርታዐ ትረክብ፧ ፍቕሪ ንጽልኢ ኽንጻወር ትሕግዘና የሆዋ ኺሕልወካ እዩ—ብኸመይ፧ ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ