ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ታሕሳስ 2021

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 31 ጥሪ–27 ለካቲት 2022 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 48

“ቅዱሳት ኩኑ”

ትዝክሮዶ፧

ነቲ ኣብዚ ቐረባ እዋን ዝወጸ ሕታማት ግምቢ ዘብዐኛ ኣንቢብካዮዶ፧ እንታይ ከም እትዝክር እስከ ርአ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 51

ወትሩ “ንዕኡ ስምዕዎ”

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛንቕሑ!ን 2021

መሐበሪ ርእሰ ነገር ኵሉ እቲ ኣብ 2021 ኣብ መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛንቕሑ!ን እተሓትመ ዓንቀጻት።