ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ለካቲት 2022
እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 4 ሚያዝያ–1 ግንቦት 2022 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ
ዓንቀጽ መጽናዕቲ 6
ተግባር የሆዋ ወትሩ ቕኑዕ ምዃኑስ ትኣምን ዲኻ፧
ዓንቀጽ መጽናዕቲ 7
“ቃላት ጥበበኛታት ስማዕ”
ዓንቀጽ መጽናዕቲ 8
ምኽርኻስ “ንልቢ የሐጕሶ” ድዩ፧
ዓንቀጽ መጽናዕቲ 9
ንኻልኦት ብምግልጋል፡ ንየሱስ ምሰሎ
ትፈልጥዶ፧
ጥንታውያን እስራኤላውያን ገዝሚ ዜግዝሙ ዝነበሩ ስለምንታይ እዮም፧
ትፈልጥዶ፧
ባሬቶታት ኰና ረገቢት ንመስዋእቲ ቕቡላት ምዃነን ጠቓሚ ዝነበረ ስለምንታይ እዩ፧