ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ሰነ 2022

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 8 ነሓሰ–4 መስከረም 2022 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 27

“ብየሆዋ ተስፋ ግበር”

ትፈልጥዶ፧

ሮማውያን ከም የሱስ ንዝኣመሰለ ኣብ ጕንዲ ዝሰቐልዎ ሰብ ንቡር ቀብሪ ኺግበረሉ ይፈቕዱ ነይሮም ድዮም፧

ትፈልጥዶ፧

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓመታትን ኣዋርሕን ብኸመይ እዩ ዚቝጸር ነይሩ፧