ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ነሓሰ 2023

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 9 ጥቅምቲ–5 ሕዳር 2023 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 33

ካብ ዳንኤል ተምሃር

ኣብ 9-15 ጥቅምቲ 2023 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 34

ካብ ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ ተምሃር

ኣብ 16-22 ጥቅምቲ 2023 ዚጽናዕ።

መጻምድትኺ ስእለ ጽዩፍ ምስ ዚርኢ

ሰብ ሓዳር ንወልፊ ስእለ ጽዩፍ ምእንቲ ኼሰንፉ፡ ኣብ ሓዳሮም ዝነበረ ምትእምማን እውን ምእንቲ ኺመልሱ ብኸመይ ብሓባር ኪዓይዩ ይኽእሉ፧

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 35

ዕጉስ ኩን

ኣብ 23-29 ጥቅምቲ 2023 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 36

ግዴታኻ ተሰከም፡ ዝተረፈ ቐንጥጥ

ኣብ 30 ጥቅምቲ–5 ሕዳር 2023 ዚጽናዕ።